Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ንማያት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ሞካን ዙቑርን ተቘጻጺሩ
ትግርኛ

ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ንማያት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ሞካን ዙቑርን ተቘጻጺሩ

ሑቲ የመን፡ ንማያዊ ዶባት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ስትራተጅያዊ ወደባዊት ከተማ ሞካን ደሴት ዙቑርን፡ ካብቶም ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሓይልታት መንግስቲ መንዚዖም ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉዋ ወተሃደራውያን ምንጭታትን መሰኻኽር ዓይንን ሓቢሮም። እዚ ብኢራን ዝድገፍ ጕጅለ ንኸተማ ሞካ ምቍጽጻሩ፡ ካብቲ ንእስያን ኤውሮጳን ዘራኽብ ናይ ንግዲ መስመር ደቡባዊ...

  • Sep 13
ኤርትራ፡ ኣብ ጉዳይ የመንን ቀይሕ ባሕሪን እንታይ ትብል?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ኣብ ጉዳይ የመንን ቀይሕ ባሕሪን እንታይ ትብል?

ሓይሊታት ሑቲ የመን ኣብዚ እዋን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብምክያድ ሓያለ ከባቢታት ቀይሕባሕሪ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ "ጉዳይ የመን ወተሃደራዊ መፍትሒ የብሉን፡" ብምባል ርእይቶኡ ሂቡ።

  • Sep 12
ኤርትራ-ኢትዮጵያ፡ እቲ ተወሊዑ ዝቐሃመ ዕርቀ ሰላም 2018
ትግርኛ

ኤርትራ-ኢትዮጵያ፡ እቲ ተወሊዑ ዝቐሃመ ዕርቀ ሰላም 2018

ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት፣ ልክዕ ከምዚ እዋን፣ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮምኛን፣ ነቲ ኣስታት 20 ዓመት ዝጸንሐ ጽልእን ቅርሕንትን ቀቢሩ ፍቕርን ተስፋን ዝዘርአ ኣብ ዛላምበሳ–ሰርሓ ዝተራእየ ታሪኻዊ ፍጻመ ንምጽብጻብ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ነበርና። እቲ ፍጻመ፣ ንኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፣ ንቀርኒ ኣፍሪቃን ንዓለምን እውን ከይተረፈ ተስፋ...

  • Sep 12
ኣስመራ፡ እታ ብጽምኢ ማይ ትሳቐ ዘላ ከተማ
ትግርኛ

ኣስመራ፡ እታ ብጽምኢ ማይ ትሳቐ ዘላ ከተማ

ኣስመራ፡ እታ ብጽሬታን ብስሩዕ ውጥን ዘመናዊ ከተማውነትን ኣብ ቅድሚት ትስራዕ ዝነበረት "ንእሽቶ ሮማ"፡ ሎሚ መልክዓ ብሕሱም ኵነታት ተቐይሩ፡ ነበርታ ኣብ ከቢድ ጸገም ጽምኢ ማይ ይርከቡ። እቲ ንጽሬት ጐደናታታ ዝገልጽ ዝነበረ ትርኢት፡ ሎሚ ማይ ከግብእ ብዝጽበ ፊስቶታት፡ ሰማያዊን ቢጫን ጀሪካናትን፡ ከምኡ'ውን ማይ ብዘመላልሳ ዓረብያታትን ካሮሳን ተተኪኡ ይርአ። እዚ ንኣዋርሕ...

  • Sep 10
ባንክ ኤርትራ ኣብ ኢድ ዝተሓዝ መጠን ጥረ ገንዘብ ዝድርት ሓድሽ መምርሒ ኣውጺኡ
ትግርኛ

ባንክ ኤርትራ ኣብ ኢድ ዝተሓዝ መጠን ጥረ ገንዘብ ዝድርት ሓድሽ መምርሒ ኣውጺኡ

ባንክ ኤርትራ፡ ውልቀ-ሰባትን ብሕታዊ ትካላትን ንዝተወሰነ እዋን ኣብ ኢዶም ክሕዝዎ ዝኽእሉ መጠን ጥረ ገንዘብ ናቕፋ ብደረጃታት ዝድርት ሓድሽ ሕጋዊ ምልክታ ኣውጺኡ። እዚ ሎሚ 9 መስከረም 2026 ኣብ ጋዜጣ ኣዋጃት...

  • Sep 09
ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ዝተመደበ ልዕሊ 60 ሚልዮን ባጀት ኣጽዲቚ
ትግርኛ

ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ዝተመደበ ልዕሊ 60 ሚልዮን ባጀት ኣጽዲቚ

ንኤርትራ ንምድጋፍ ብትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ ንድፊ ዕዮን ባጀትን ተቐባልነት ረኺቡ። እቲ ብሰኑይ 7 መስከረም ብፈጻሚ ቦርድ ዩኒሴፍ ዝጸደቐ ሰነድ፡ ልዕሊ 63 ሚልዮን ዶላር ($63,220,000) ዝግመት ኰይኑ ኣብታ ትሑት እቶት ዘለዋ ሃገር ንዝርከብ ትካላትን ስርዓታትን ንምሕያል ዝዓለመ ምዃኑ ጨንፈር ዩኒሴፍ ኣብ ኣስመራ ሓቢሩ። ኣስታት 28 ሚልዮን ካብኡ ንትምህርቲ...

  • Sep 08
ኬንያ፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ኣብ ከቢድ ፍርሒ
ትግርኛ

ኬንያ፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ኣብ ከቢድ ፍርሒ

ኬንያ ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ነጋዶ ንኣሽቱ ድኳናትን ሸቐጥ ጐደናን ትወስዶ ብዘላ ስጕምቲ፡ ከም ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም ዜጋታት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ከቢድ ፍርሒን ሻቕሎትን ከም ዘለዉ ተፊሊጡ።

  • Sep 08
ወይዘሪት ዓለም 2026፡ ስኒት ኣብተን ሽዱሽተ ቀዳሞት ተሰሪዓ ዘሕብን ታሪኽ ሰሪሓ
ትግርኛ

ወይዘሪት ዓለም 2026፡ ስኒት ኣብተን ሽዱሽተ ቀዳሞት ተሰሪዓ ዘሕብን ታሪኽ ሰሪሓ

ንኤርትራ ወኪላ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ዓለምለኻዊ ውድድር ወይዘሪት ዓለም (Miss World) ኣብ ከተማ ንሃ ትራንግ፡ ቬትናም ዝተሳተፈት ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን፤ ኣብቲ ብ5 መስከረም 2026 ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መድረኽ፡ ምስተን ቀዳሞት 6 ብሉጻት ተወዳደርቲ ተረቚሓ፡ ብሚልዮናት ብዝቝጸር ህዝባዊ ደገፍን ብምርጫ ህዝቢን ተሸሊማ...

  • Sep 06
ሕቡራት ሃገራት ንሓቀኛ ስፍሓት ኣፍሪቃ ዘንጸባርቕ ሓድሽ ካርታ ዓለም ዝሃቦ ውሳነ
ትግርኛ

ሕቡራት ሃገራት ንሓቀኛ ስፍሓት ኣፍሪቃ ዘንጸባርቕ ሓድሽ ካርታ ዓለም ዝሃቦ ውሳነ

ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ንዘመናት ክንጥቀመሉ ዝጸናሕናን ንኣፍሪቃ ካብቲ ዘለዋ ቅኑዕ ዓቐን ኣንኢሱ ዘርእን ካርታ ዓለም፡ ብሓድሽ ሓቀኛን ስፍሓት እታ ኣህጉር ብዝግባእ ዝገልጽ ካርታ ንምትካእ ድምጺ ሂቡ። እቲ ብቶጎ ዝቐረበን ብዅለን ኣባላት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተደገፈን "ነቲ ካርታ ኣዐርዮ" ዝብል እማመ፡ ብድምጺ 164 ሃገራት ጸዲቑ። ...

  • Sep 05
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ መወዳእታኡ ብሓቀኛ ብቕዓቱ ተመሊሱ ድዩ?
ትግርኛ

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ መወዳእታኡ ብሓቀኛ ብቕዓቱ ተመሊሱ ድዩ?

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ - እቲ 125 ሚልዮን ፓውንድ ዝወጸሉ ዝኸበረ ኣጥቃዓይ፡ ንኢፕስዊች ታውን ስዕረት ኣስኪሙ ኣብ መወዳእታኡ ኣብ ሊቨርፑል ስሙ ኣንጊሱ። ኮዲ ጋክፖ ብወገኑ ብዘርኣዮ ሰሓቢ ብቕዓት፡ ካብታ ክለብ ብዘይምውጽኡ ከም እተምስግን ገይሩዋ ኣምስዩ። እቲ ኣብ ሰፎክ ዝተኻየደ ሰሓቢ ናይ ዓርቢ ጸወታ ቀንዲ ጭቡጥ ዛንታ፡ ሊቨርፑል 2 ብ 0 ምዕዋታ እዩ...

  • Sep 05
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ መራሒ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዘራረቡ
ትግርኛ

ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ መራሒ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዘራረቡ

ኣብ ኤርትራ ሓጺር ምብጻሕ ዘካየደ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብምርኻብ ተዘራሪቡ። ሎሚ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወ ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብዛዕባ "ክልተኣዊን ሓባራዊ ንክልቲኦም ወገናት ዘገድሱ ሓፈሻዊ ጉዳያትን" ከምዝተላዘበ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። "ጀነራል ቡርሃን፡ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንዘለዋ...

  • Sep 04
ኩለን ሃገራት ንልኡላውነት ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ወኪል ኣመሪካ ተማሕጺና
ትግርኛ

ኩለን ሃገራት ንልኡላውነት ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ወኪል ኣመሪካ ተማሕጺና

ኩለን ሃገራት ንልኡላውነትን ዶባትን ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ፈጻሚት ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ተማሕጺና። ክሪስቲን ኢ መየር ኣብ ማሕበራዊ ገጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘውጽኣቶ ጽሑፍ'ያ ነቲ መግለጺ ሂባ። ሃገራ ንልኡላውነት ኤርትራ ከምእተኽብሮ'ውን እታ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ኣስመራ ዝተመደበት ኣመሪካዊት ዲፕሎማሰኛ ኣነጺራ። ንዕረፍቲ ናብ ሃገራ በጺሓ...

  • Sep 03
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 1 of 60

Must Read

መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዮም ኵነታት ጥዕናኦም ዝሓብኡ?
መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዮም ኵነታት ጥዕናኦም ዝሓብኡ?
Eritrea run riot on final day of CAC Road Cycling championships
Eritrea run riot on final day of CAC Road Cycling championships
UK court clears the way for deportation of Eritrean asylum seeker
UK court clears the way for deportation of Eritrean asylum seeker
‘ካብ ባይቶና ባይቶ ኣመሪካ’ዩ ዝያዳ ዝጸልወና...’ - ዶ/ር ፍትሒ ዓንዶም ብኸመይ ተንቲናቶ?
‘ካብ ባይቶና ባይቶ ኣመሪካ’ዩ ዝያዳ ዝጸልወና...’ - ዶ/ር ፍትሒ ዓንዶም ብኸመይ ተንቲናቶ?
The influx of Eritreans in Kampala, are they investors, students or refugees?
The influx of Eritreans in Kampala, are they investors, students or refugees?
Eritrea’s Totalitarian Order and the “Isaias Doctrine”: A Strategic Case for its Collapse
Eritrea’s Totalitarian Order and the “Isaias Doctrine”: A Strategic Case for its Collapse
'ቍስልኻ ሓቢእካ ስቕ ምባል ዝያዳ የቐንዙ' - ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ መድረኽ ናጽነት ኦስሎ
'ቍስልኻ ሓቢእካ ስቕ ምባል ዝያዳ የቐንዙ' - ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ መድረኽ ናጽነት ኦስሎ
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?
ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ
ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ
ዙር ፈረንሳ 2025፡ እቲ እንኮ ንኣፍሪቃ ዝወከለ ቢንያም ግርማይ ደጊሙ ይዕወትዶ?
ዙር ፈረንሳ 2025፡ እቲ እንኮ ንኣፍሪቃ ዝወከለ ቢንያም ግርማይ ደጊሙ ይዕወትዶ?
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo