Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝልመድ ዘሎ መብጣሕቲ ሕርስን ሳዕቤኑን
ትግርኛ

ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝልመድ ዘሎ መብጣሕቲ ሕርስን ሳዕቤኑን

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ መብጣሕቲ ሕርሲ ወይ ሲዛርያን ሰክሽን (CS) ኣድላዪ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ይምዕድ። መብጣሕቲ ሕርሲ፡ ህይወት ኣደታትን ዕሸላትን ንምውሓስ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነሉ እዋን ጥራይ ክግበር ዝላበው ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ብደረጃ ዓለም ካብ ዝውለዱ ህጻናት ካብ 10–15 ሚእታዊት ጥራይ እንተዀነ ይምዕድ። ይዅን'ምበር ኣብዚ እዋን እዚ ብመብጣሕቲ...

  • Apr 01
ብጽምእን ጥምየትን ዝሃለቝ ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ስደተኛታት
ትግርኛ

ብጽምእን ጥምየትን ዝሃለቝ ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ስደተኛታት

22 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ግሪኽ ንሽዱሽተ መዓልታት ኣብታ ናብ ኣውሮጳ ንምእታው ትኸይድ ዝነበረት ጃልባ ንሽዱሽተ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ ከምዝሞቱ ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ ኣፍሊጡ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን ሓደ ህጻንን ዝርከብዎም 26 ሰባት ካብቲ ሓደጋ ብዓርቢ ብሓለዋ ዶብ ኤውሮጳ ድሒኖም። ክልተ ካብኣቶም ኣብ ደሴት ቅሬጥስ ናብ ዝርከብ ሄራክሊዮን ዝብሃል ሆስፒታል...

  • Mar 29
ትግርኛ

ቅልውላው ነዳዲ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብአን ሃገራት ዝወስድኦ ዘለዋ ስጕምታት

ሓባራዊ መጥቃዕቲ ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ስዒቡ፡ ኢራን ዝወሰደቶ ብግዜን ቦታን ሰፊሕ ግብረመልሲ ዓለማዊ ቍጠባዊ ቅልውላው ኣስዒቡ'ሎ። ብፍላይ እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣገደስቲ መስመራት ነዳዲን ጋዝን ዓለም ዝዀነ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዋ ቀረብ ጸዓት ብደረጃ ዓለም ኣብ ሓደጋ ወዲቝ ይርከብ። ቀጥታዊ ተጠቀምቲ እዚ ብኢራን ተሓኒቝ ዘሎ መስመር ዝዀና ሃገራት...

  • Mar 28
ሞሮኮ፡ ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኣገዳስነቱን
ትግርኛ

ሞሮኮ፡ ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኣገዳስነቱን

እታ 'ኣግማል ቀይሕባሕሪ' ተባሂላ እትጽዋዕ፡ ድሕሪ ናይ ዓመታት ብኵራት ናብ ጸወታ ዝተመለሰት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ ምስ ኢስዋቲኒ ኣብ ዘካየደቶ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ቅድመ መጻረዩ፡ ክልተ ብ ዜሮ ተዓዊታ።,ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ዓብለሎም ተኽለዝጊ (ኣምበስ) ኣብ መበል 81 ደቂቕ፡ እቲ ኣቐዲሙ ፍጹም ቅላዕ ዝሰሓተ ዓሊ ሱሌማን ከኣ ኣብ መበል 90+4 ደቂቕ...

  • Mar 27
ሃገራዊት ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ ድሕሪ ናይ ዓመታት ብኩራት ትምለሶ ዘላ ጸወታ
ትግርኛ

ሃገራዊት ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ ድሕሪ ናይ ዓመታት ብኩራት ትምለሶ ዘላ ጸወታ

ኤርትራ ቅድመ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2027 ንምክያድ ኣንጻር ኢስዋቲኒ ንዝተሰርዓላ ጸወታ ንምክያድ ድሕሪ ናይ ኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብኵራት ስሩዕ ኣህጉራዊ ውድድር ንምክያድ ናብ ሞሮኮ ኣምሪሓ ኣላ። እዛ ሃገራዊት ጋንታ ብሓድሽ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ኮሃ ሓሺም ያኪን ተመሪሓ ናብ ሞሮኮ ከም ዝኣተወን ኣባል ህዝባዊ ርከባት ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ...

  • Mar 24
'እቲ ስንክልና ዘለዎ ወድና፡ ካብ ጸባብ ክፍሊ ንላዕሊ'ዩ ዘድልዮ'
ትግርኛ

'እቲ ስንክልና ዘለዎ ወድና፡ ካብ ጸባብ ክፍሊ ንላዕሊ'ዩ ዘድልዮ'

ንትሸተዓ ኣዋርሕ፡ ኣካላዊ ስንክልና ምስ ዘለዎ ውላዶም ኣብ ሓንቲ ጸባብ ክፍሊ ክነብሩ ዝጸንሑ ስድራቤት፡ ዝያዳ ምቹእ መንበሪ ንምርካብ ተስፋ ከም ዝቘረጹ ይረዛቡ።ሚልዮን ቦጋለ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘጋጥሞ ግፍዒ ሃዲሙ ናብ ብሪጣንያ ድሕሪ ምምጽኡ፡ ብ2024 ዕቝባ ረኺቡ። ኣብ ሰነ ድማ ናብ ስድራቤቱ ተጸምቢሩ። ኣብ በርሚንግሃም ምስ ቈልዑ ሓሙሽተን ሸውዓተን ዓመት ደቈም ድማ ኣብ ግዝያዊ...

  • Mar 24
ኢትዮጵያ ተካይዶ ዘላ ተጻባኢ ኣጀንዳ ናይ ወጻኢ ኣእዳው ዘለዎ'ዩ- ኤርትራ
ትግርኛ

ኢትዮጵያ ተካይዶ ዘላ ተጻባኢ ኣጀንዳ ናይ ወጻኢ ኣእዳው ዘለዎ'ዩ- ኤርትራ

ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኤርትራ እተካይዶ ዘላ "ተጻባኢ ኣጀንዳ" ናይ ወጻኢ ድፍኢት ኣለዎ ክትብል ኣስመራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መግለጺ፡ "ናይ ኢትዮጵያ ስርዓት ሰልፊ ብልጽግና ኣንጻር ሃገረ ኤርትራን እቲ ዞባ ብዓቢኡን ሓደገኛን ግጭት ዝቕስቅስን ኣጀንዳ ይኽተል ኣሎ" ክብል ከሲሱ። "እዚ ተጻባኢን [ብወገን ኤርትራ] ዘይተሳወረን ኣጀንዳ" ከም...

  • Mar 21
ቤት ፍርዲ፡ ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ፈረንሳ ከይስጐግ ኣጊዱ
ትግርኛ

ቤት ፍርዲ፡ ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ፈረንሳ ከይስጐግ ኣጊዱ

ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ፈረንሳ ከም ዝተሰጐገ...

  • Mar 13
ኣቢይ ኣሕመድ፡ ድሕሪ ስሉሳዊ ርክብ ምስ መራሕቲ ሶማልያን ጂቡቲን ናብ ኢማራት ዓረብ ኣትዩ
ትግርኛ

ኣቢይ ኣሕመድ፡ ድሕሪ ስሉሳዊ ርክብ ምስ መራሕቲ ሶማልያን ጂቡቲን ናብ ኢማራት ዓረብ ኣትዩ

ምስ መራሕቲ ሶማልያን ጂቡቲን ዝተራኸበ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣትዩ'ሎ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ወሽመጥ ዓረብ ብሰንኪ እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዘካይድኦ ዘለዋ ኲናት ኣብ ከቢድ ቅልውላው ኣትዩ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ ናብቲ ዞባ ገይሹ ዘሎ። ኢማራት ዓረብ'ውን ሓንቲ ካብተን ግዳይ ዳርባ ሚሳይላትን ድሮናትን ኢራን ኮይነን ዘለዋ ሃገራት ናይቲ...

  • Mar 13
ኤርትራ፡ ፍሉጥ ካርቱኒስታ ብንያም 'ኮብራ' ድሕሪ 15 ዓመት ማእሰርቲ ተፈቲሑ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ፍሉጥ ካርቱኒስታ ብንያም 'ኮብራ' ድሕሪ 15 ዓመት ማእሰርቲ ተፈቲሑ

ኣብ ኤርትራ፡ ብፍላይ ኣብቲ ጋዜጣታት ብሕቲ ዓንቢበናሉ ዝነበራ 1997-2001 መድረኽ፡ ፍሉጥ ካርቱኒስታን ቀያዕን ዝነበረ መምህር ቢንያም ሰሎሞን ድሕሪ 15 ዓመታት ማእሰርቲ ከም ዝተፈትሐ፡ ቤተሰቡን ፈለጥቱን ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። እቲ 'ኮብራ' ብዝብል መጸውዒ ዝፍለጥ ስነጥበበኛ፡ 'እዋናዊ' ዛዕባታት ፖለቲካን ማሕበራዊ ህይወትን ዝትንክፉ፡ ነቐፍትን...

  • Mar 13
ኵናት ኢራን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?
ትግርኛ

ኵናት ኢራን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?

እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ብ28 ለካቲት 2026 ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኸፈተኦ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ውሑዳት መዓልታት ንማእከላይ ምብራቕ ኣናዊጹዎ ኣሎ። እታ ናይዚ መጥቃዕቲ ቀንዲ ዕለማ ዝዀነት ኢራን፡ ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒኣ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ዝርከቦም ሓያሎ ላዕለዎት ሓልፍቲ ክቕተሉዋ እንከለዉ፡ ንሳ'ውን ሕነ ሞት መራሕታ ንምፈዳይ፡ ናብ እስራኤልን መዓስከራት...

  • Mar 13
'ትንሳኤ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ንምብሳር' ሓላፍነት ዝተረከበ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ
ትግርኛ

'ትንሳኤ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ንምብሳር' ሓላፍነት ዝተረከበ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ

ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ነታ ጋንታ ንምምዕባል ዝክኣሎ ክገብር ምዃኑ ቃል ኣትዩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተመዘዘ ግብጻዊ ኮሓ ሓሺም ያኪን፡ ድሮ ናብ ኤርትራ ኣትዩ ኣሎ። ምስ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ነታ ካብ ኣገዳሲ ውድድራት በዂራ ዝጸንሐት ጋንታ ብምውዳብ ንቕድሚት ክትግስግስ ኣብ ምግባር ክሰርሕ...

  • Mar 11
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11

Page 7 of 57

Must Read

ድራር ፍጊዕ ክሳብ ዝብለና በሊዕና ንምንታይ ኢና ንግሆ ኣዚና ንጠሚ?
ድራር ፍጊዕ ክሳብ ዝብለና በሊዕና ንምንታይ ኢና ንግሆ ኣዚና ንጠሚ?
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
Eritrea calls for 'pressure' on Ethiopia to respect neighbours' 'sovereignty'
Eritrea calls for 'pressure' on Ethiopia to respect neighbours' 'sovereignty'
ኤርትራ፡ እሱራት መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ክፍትሑ ዝጠልብ ዓለምለኻዊ መደብ ክካየድ እዩ
ኤርትራ፡ እሱራት መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ክፍትሑ ዝጠልብ ዓለምለኻዊ መደብ ክካየድ እዩ
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር
A dangerous frenemy: Averting a showdown between Eritrea and Ethiopia
A dangerous frenemy: Averting a showdown between Eritrea and Ethiopia
ደቡብ ሱዳን ናይ መገሻ ሰነዳት ዘይብሎም 17 ኤርትራውያን ኣሲራ
ደቡብ ሱዳን ናይ መገሻ ሰነዳት ዘይብሎም 17 ኤርትራውያን ኣሲራ
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይኽሰሳ
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይኽሰሳ
ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም
ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም
United Arab Emirates; Cancer Spreads in Africa
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo