Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዝስኣነትሉ መገዲ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?
ትግርኛ

ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዝስኣነትሉ መገዲ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ቀጥታዊ ተበጻሕነት ዝተቛረፀሉ መገዲ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ መንግስቱ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ንምርካብ ዘለዎ ድልየት ደጊሙ ኣረጋጊጹ። ንሱ፡...

  • Jul 17
ኡጋንዳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምውሳናን ዝተሓላለኸ ኵነታት ስደተኛታትን
ትግርኛ

ኡጋንዳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምውሳናን ዝተሓላለኸ ኵነታት ስደተኛታትን

ኣብ ኡጋንዳ ምኒስተር ድልውነት ሓደጋን ስደተኛታትን ሳም ኤንጎላ፡ ቍጽሪ ዕቝባ ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምንታይ ይውስኽ ከም ዘሎ ንምፍላጥ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዝቲ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ስጕምቲ እዚ፡ ኡጋንዳ ንምሉእ ዓመት ኣቋሪጻቶ ዝጸንሐት ምቕባል ስደተኛታት ዳግማይ ድሕሪ ምጅማራ፡ እቲ ቍጽሪ ስደተኛታት ካብ 56,299 ናብ ልዕሊ 70,000 ድሕሪ ምዕራጉ ዝሰዓበ...

  • Jul 12
ኣስመራ፡ ንመደረ ኣቢይ ኣሕመድ ዝሃበቶ ግበረመልሲ
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ንመደረ ኣቢይ ኣሕመድ ዝሃበቶ ግበረመልሲ

ምኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል፡ ነቲ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 7 ሓምለ 2026 ንባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ዘስምዖ ዓመታዊ መዕጸዊ መደረ ብትሪ ነቒፉ። ኣቶ የማነ ኣብ ኤክስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ገዛኢ ሰልፊ ዝኽተሎ ዘሎ፡ "ዘይርጕእ ፖሊሲታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰፍን ንዝግባእ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን...

  • Jul 10
ምኒስተር የማነ ገብረመስቀል ብዛዕባ መደረ ኣቢይ ኣሕመድ እንታይ ኢሉ?

  • Jul 09
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይን ኤርትራን እንታይ ኣልዒሉ?
ትግርኛ

ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይን ኤርትራን እንታይ ኣልዒሉ?

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ሎሚ 7 ሓምለ 2026 ኣብ ዓመታዊ መዕጸዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፡ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት መብርሂ ዝሃበ ኰይኑ፡ "ህወሓት ቀልቢ እንተገዚኡ . . . ንምዝርራብ ጻዕሪ ከድሊ'ዩ፡" ኢሉ። እቲ ቀዳማይ ምኒስተር፡ ብቦርድ መረጻ ኣፍልጦ ዝተነፍገ ፖለቲካዊ ሰልፊ ህወሓት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል...

  • Jul 08
ሕቡራት ሃገራት፡ መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክሕደስ ተወሲኑ
ትግርኛ

ሕቡራት ሃገራት፡ መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክሕደስ ተወሲኑ

ሕቡራት ሃገራት፡ መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክሕደስ ወሲኑ። ኣብቲ ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ዝተኻየደ መጋባእያ፡ ነቲ እማመ ብሪጣንያን ኢትዮጵያን ዝርከብአን 23 ሃገራት ክድግፍኦ እንከለዋ፡ ኬንያን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝርከብአን17 ሃገራት ድምጺ ካብ ምሃብ ተዓቂበን፡ ግብጺን ቻይናን ዝርከበን 6 ድማ ተቓዊመን። መንግስቲ ኤርትራ እቲ...

  • Jul 08
ኣብ ኮሎራዶ፡ ኣብ ቅድመ መረጻ ዝተዓወተት ሜላት ኪሮስ መን'ያ?
ትግርኛ

ኣብ ኮሎራዶ፡ ኣብ ቅድመ መረጻ ዝተዓወተት ሜላት ኪሮስ መን'ያ?

 ወትሩ ንግሆ፡ እንዳ ሻሂ ክኸፍት ከለኹ፡ ጸሓይ ብራቕ ኮሎራዶ'የ ዝርኢ። ጐረባብተይ ሓቦን ተስፋን ሰኒቘም ውዕሎኦም ከመይ ከም ዝጅምሩ ይርእዮም።ሕጂ ግን፡ እታ እትበርቕ ጸሓይ'ውን ምርኣይ ኣጸጋሚ ኰይኑ፤ ናብራ ኣመና ከቢሩ፡ እቲ ቍጠባ ኣብ ሓያል ቅልውላው ወዲቝ ኣሎ . . .ጓል...

  • Jul 03
ኤርትራ፡ ንባጤራ ናቕፋ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ንባጤራ ናቕፋ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ

ባንክ ኤርትራ፡ ኣብ ኢድ ውልቀ-ሰባትን ትካላትን ብዘይ ዓቐን ተታሒዙ ኣሎ ንዝበሎ ባጤራ ናቕፋ ብዝምልከት፡ ሰሉስ 30 ሰነ 2026 ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ። እቲ ባንክ፡ ዝዀነ ይዅን ካብ ባንክ ወጻኢ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝርከብ ገንዘብ፡ ክሳዕ መወዳእታ ሓምለ ናብ ሕሳብ ባንክ ክኣቱ ግዜ ሂቡ ኣሎ። ባንክ ኤርትራ ኣብ መግለጺኡ፡ ነፍሲ-ወከፍ ዜጋ...

  • Jul 02
ሊብያ፡ ንዜጋታት ኤርትራ ኢትዮጵያ ሱዳንን ሶማልን ዘውጽኣቶ ሓድሽ ኣዋጅ
ትግርኛ

ሊብያ፡ ንዜጋታት ኤርትራ ኢትዮጵያ ሱዳንን ሶማልን ዘውጽኣቶ ሓድሽ ኣዋጅ

ኣብ ምብራቕ ሊብያ ዝመደበሩ ካልኣይ መንግስቲ፡ ዜጋታት ሱዳን፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ናብታ ሃገር ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ፡ ክብል ማዕከን ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። ንሓደ መንግስታዊ ምንጪ ጠቒሱ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ሮይተርስ፡ እዚ ውሳነ "ኣተኣትዋ ወጻእተኛታት ናብ ሊብያ ንምኽላስ" ዝዓለመ ምዃኑ የነጽር። ...

  • Jun 24
ጃልባ መሪሑ ንመትረብ እንግሊዝ ከም ዝሰገረ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፡ ንዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉ
ትግርኛ

ጃልባ መሪሑ ንመትረብ እንግሊዝ ከም ዝሰገረ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፡ ንዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉ

ንእሽቶ ጃልባ ብምዝዋር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብመትረብ እንግሊዝ ሰጊርካ ብዝብል ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፡ ምስ ሕጊ ኢምግረይሽን ዝተኣሳሰሩ ንዝቕረብሉ ክልተ ገበናት ከም ዝነጸጎም ተገሊጹ። እዚ ኣብ ብራድፎርድ ዝነብር ዘሎ ወዲ 24 ዓመት እድሪስ ዓብዱ፡ ብሰኑይ 22 ሰነ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ ቀሪቡ ገበነኛ ከም ዘይኰነ ቃል ሂቡ። ዓብዱ ነቲ ኵሉ መስርሕ ቤት ፍርዲ ብሓገዝ ካብ-ናብ...

  • Jun 24
ብገበን ቅትለት ኣሜን ተኽላይ ክልተ ኰተቴታት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ትግርኛ

ብገበን ቅትለት ኣሜን ተኽላይ ክልተ ኰተቴታት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣብ ግላስጎው ኣሜን ዝስሙ ወዲ 15 ዓመት ብምቕታሎም ተኸሲሶም ዝነበሩ ክልተ ኰተቴታት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ሕጂ ዕድመኦም 16ን 17ን ኰይኑ ዘሎ ክልተ ኣወዳት፡ ብ5 መጋቢት 2025 ኣብቲ...

  • Jun 24
ሰንደቕ ምስልምና ኤርትራ ዓቢ መስጊድ ኣስመራ
ትግርኛ

ሰንደቕ ምስልምና ኤርትራ ዓቢ መስጊድ ኣስመራ

ከተማታት ዓለምና ብታሪኻዊ ቅርሳታተን፡ ብናይ እምነት ህንጻታተን፡ ብኣብያተ መዘክራተን፡ ጽሬተንን ኣገልግሎተን እየን ዝዝከራ። ከተማ ሮማ እንተይልካ እቲ ግርማ ዘለዎ ገላዩ ምስ ሰባትን ኣናብስን ዝጋጠምሉ ዝነበሩ...

  • Jun 21
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 2 of 58

Must Read

The Illusion of Harmony: Eritrea’s Suppressed Ethnic and Religious Divisions
The Illusion of Harmony: Eritrea’s Suppressed Ethnic and Religious Divisions
ኣብ ፍርጅ መኪና ተዓጽዮም ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
ኣብ ፍርጅ መኪና ተዓጽዮም ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
Africa File, October 17, 2024: Egypt-Eritrea-Somalia Summit; Challenges with Tigray Peace Process
Africa File, October 17, 2024: Egypt-Eritrea-Somalia Summit; Challenges with Tigray Peace Process
ግብጺ ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
ግብጺ ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
In search of a future
In search of a future
ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
ሱዳን፡ ከም ምሩኻት ተታሒዞም ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣበይ ኣተዉ?
ሱዳን፡ ከም ምሩኻት ተታሒዞም ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣበይ ኣተዉ?
ደቡብ-ሱዳን፡ ስግኣት ኲናት ኣሎ - ርእይቶ ኤርትራውያን ኣብዚ ጉዳይ
ደቡብ-ሱዳን፡ ስግኣት ኲናት ኣሎ - ርእይቶ ኤርትራውያን ኣብዚ ጉዳይ
ዘይተፈትሐ ግድል ቅትለት ኤርትራዊት: ሰብመዚ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ዝሃብዎ መብርሂ
ዘይተፈትሐ ግድል ቅትለት ኤርትራዊት: ሰብመዚ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ዝሃብዎ መብርሂ
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo