Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ብዛዕባ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ዝተኻደ ዝርርብ እንታይ ኢሉ?
ትግርኛ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ብዛዕባ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ዝተኻደ ዝርርብ እንታይ ኢሉ?

ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ተካይድ ዘላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ተዘራሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ሎሚ ብዛዕባ'ቲ ምብጻሕ ርእይቶ ከምዝሃበ ይግለጽ ኣሎ። ትማሊ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወት ሚኒስተር ማሪያ ማልመር ስተነርጋረድ ምስ ኤርትራዊ መዘናኣ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም...

  • Dec 19
ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን እሱራት ምፍትሓ ዘተባብዕ ምዃኑ ገሊጹ
ትግርኛ

ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን እሱራት ምፍትሓ ዘተባብዕ ምዃኑ ገሊጹ

ላዕለዋይ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ንኣስታት 18 ዓመታት ብዘይፍርዲ ኣሲራቶም ዝጸንሐት 13 ምፍትሓ ዘተባብዕ ምዕባለ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ትማሊ 15 ታሕሳስ ዝወጽአ መግለጺ፡ "ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ነቶም ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ መቝሕ ዝርከቡ ጕጅለ 11 [ካብ ጕጅለ 15] ሓዊሱ ኵሎም...

  • Dec 16
ተመራሪሖም ናብ ሪያድ ዝበጽሑ መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን
ትግርኛ

ተመራሪሖም ናብ ሪያድ ዝበጽሑ መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን

ሎሚ ሰኑይ ናብ ርእሰከተማ ሪያድ ዝኣተወ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ወራሲ-ዘውዲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ዝርከቦም ሰበስልጣን ተራኺቡ። ኣብቲ ኣብ ኩነታት ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ዘተኮረ ልዝብ፡ ሚኒስተር ምክልኻል ስዑዲ ልኡል ኻልድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ፡...

  • Dec 16
መንግስቲ ኤርትራ ምስ እምነት ብዝተኣሳሰር ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ
ትግርኛ

መንግስቲ ኤርትራ ምስ እምነት ብዝተኣሳሰር ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ

ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ እዋን ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 98 ሰዓብቲ ዝተኣገዳ ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተፈትሑ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ካብቶም ብሓሙስ ብዋሕስ ዝተፈትሑ 36 ኣመንቲ እተን 20 ደቂ ኣንስትዮ ምዃነን ኣብ ኣስመራን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ቤተሰብ ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ሓያሎ ካብቶም...

  • Dec 14

ኣመሪካ፡ 10 ኤርትራውያን ኣብ ዝርዝር
ትግርኛ

ኣመሪካ፡ 10 ኤርትራውያን ኣብ ዝርዝር "ሓደገኛ ገበነኛታት" ተረቚሖም

ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ጉዳያት ኢሚግሬሽን ሃገሩ ጽኑዕ ስጕምቲታት ኣብ ዝወስደሉ ዘሎ እዋን፡ ክፍሊ ድሕነት ሃገር ኣመሪካ፡ ናይቶም "ኣዝዮም ዝኸፍኡ ገበነኛታት ዜጋታት ወጻኢ፡" ዝበሎም ስም ዝርዝርን ስእሊን ኣውጺኡ። ካብ'ቶም ብኢሚግሬሽንን ኣኽበርቲ ጉምርክን (ICE) ስሞም ዝወጽአ ሓያሎ...

  • Dec 14
ኢጋድ ኤርትራ ንዝወሰደቶ ውሳነ ምስሓብ ኣባልነት ግብረመልሲ ሂቡሉ
ትግርኛ

ኢጋድ ኤርትራ ንዝወሰደቶ ውሳነ ምስሓብ ኣባልነት ግብረመልሲ ሂቡሉ

ኤርትራ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ኣባልነታ ከምዝሰሓበት ምፍላጣ ከምዘሕዘኖ እቲ ውደብ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ውድብ "ንኣባላት ሃገራት፡ ብፍላይ ንኤርትራ ዒላማ ንምግባር መሳርሒ" ከምዝኾነ ብምኽሳስ "ሕጋዊ ሓላፍነት" ኣይፈጸመን ክብል ይወቅስ። "ኤርትራ፡ ካብቲ...

  • Dec 13
መገሻ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣቓልቦ ዝሰሓበ 'ዝተመሓየሸ' ስእሊ ሚኒስተር ዑስማንን
ትግርኛ

መገሻ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣቓልቦ ዝሰሓበ 'ዝተመሓየሸ' ስእሊ ሚኒስተር ዑስማንን

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ ይፍለጥ። እቲ ኣብ እርእሰከተማ ሪያድ ዝርከብ መራሒ ኤርትራ ምስ ወራስ-ዘውዲ ንግስነትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ብዛዕባ ዞባዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ተዘራሪቡ ከምዘሎ ብወገን ኣስመራን ሪያድን...

  • Dec 12
ግብጺ፡ ናብራ ኤርትራውያን ከመይ ኣሎ? 'ብውሑዱ ልዕሊ 150 ስደተኛታት' ተባሪሮም
ትግርኛ

ግብጺ፡ ናብራ ኤርትራውያን ከመይ ኣሎ? 'ብውሑዱ ልዕሊ 150 ስደተኛታት' ተባሪሮም

ግብጺ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት "ብወግዒ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ብስቱር፡ ብውሕዱ ልዕሊ 150 ዝዀኑ ኣብታ ሃገር ክነብሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎገት" ኣብ ግብጺ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ነቂሕ ዝጸንሐ ምዃኑ ዝገልጹ እቶም ነበርቲ፡ እዚ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ...

  • Dec 08
ኤርትራ፡ 13 ሰባት ድሕሪ 18 ዓመታት ጽኑዕ ማእሰርቲ ካብ ማይስርዋ ተፈቲሖም
ትግርኛ

ኤርትራ፡ 13 ሰባት ድሕሪ 18 ዓመታት ጽኑዕ ማእሰርቲ ካብ ማይስርዋ ተፈቲሖም

መንግስቲ ኤርትራ ንኣስታት 18 ዓመታት ኣብ ወተሃደራዊ ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 13 ሰባት ከም ዝፈትሐ መቕርብ እሱራት ንቢቢሲ ሓቢሮም። እዞም ነጋዶ፡ ኣባላት ፖሊስ፡ ሞያውያን ዝርከቡዎም እሱራት፡ ትማሊ 4 ታሕሳስ ናብ ስድራቤቶም ተጸንቢሮም። እዞም እሱራት፡ ንጉዳይ ክልተ ነጋዶ ስዒቡ ኣብ...

  • Dec 05
ዘስካሕክሕ ሞት ኤርትራዊት ኣደ ኣብ ጀርመን፡ ዘይተመለሱ ኣገደስቲ ሕቶታት
ትግርኛ

ዘስካሕክሕ ሞት ኤርትራዊት ኣደ ኣብ ጀርመን፡ ዘይተመለሱ ኣገደስቲ ሕቶታት

ጀርመናውያን ክኢላታት መርመራ፡ ንናይ መወዳእታ ሕልፈት ናይታ ኣብ ጫካታት ራይንላንድ-ፓላቲና ኣእዳዋ ተቘሪጹ ዝተረኽበ ጓል 32 ዓመት ኤርትራዊትን ኣብ ኣፍደገ ቤተክርስትያን ዝተረኽበ ውሉዳን ንምፍላጥ፡ ሓበሬታታት ኣብ ምምእራርን ምግጥጣምን ተጸሚዶም ይርከቡ። እቲ ኣእዳው ኣብ ጽርግያ ኤይ-45 ድሕሪ ምርካቡ፡...

  • Dec 03
ጀርመን፡ ዘይተወድአ ጉዳይ ኤርትራዊት ግዳይ፡ ዝተረኽበ ሬሳን ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ውልቀሰብን
ትግርኛ

ጀርመን፡ ዘይተወድአ ጉዳይ ኤርትራዊት ግዳይ፡ ዝተረኽበ ሬሳን ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ውልቀሰብን

ኣብ ጀርመን ዝተረኽበ ሬሳ ናይታ ሃለዋታ ብንጹር ዘይተረጋገጸ ኤርትራዊት ክኸውን ከምዝኽእል ዝጸብጸባ ማዕከናት ዜና ኣውሮጳ፡ መጻምድቲ ናይታ ግዳይ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ይሕብራ ኣለዋ። ቢልድ ዝተባህለ ፍሉጥ ጀርመናዊ ማዕከን ዜና ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ እቲ ርእሲን ኣእዳውን ዘይብሉ ዝተመታተረ ሬሳ ምስ ኩነታት ናይታ...

  • Dec 02
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 4 of 48

Must Read

ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ንፓርላማ ዝሃቦ መግለጺ
ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ንፓርላማ ዝሃቦ መግለጺ
ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
Eritrea Is the North Korea of Africa: America Must Act
Eritrea Is the North Korea of Africa: America Must Act
ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቘጥዐ ትንተና ኣስመራ ዝበጽሐ ወጻእተኛ
ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቘጥዐ ትንተና ኣስመራ ዝበጽሐ ወጻእተኛ
From refugee camp to RAAF excellence
From refugee camp to RAAF excellence
ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?
ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት
ካብ ኣመሪካ ናብ ፓናማ ዝተሰጐጉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ዘለውዎ ኵነታት
'ፕረዚደንት ትራምፕ ናብ መራሒ ኤርትራ መልእኽቲ ጽሒፉ'
'ፕረዚደንት ትራምፕ ናብ መራሒ ኤርትራ መልእኽቲ ጽሒፉ'
Opinion: From Lost Cause to National Agenda: Ethiopia’s bold move to end landlocked isolation, secure coastal gateway
Opinion: From Lost Cause to National Agenda: Ethiopia’s bold move to end landlocked isolation, secure coastal gateway
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo