Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኤርትራዊት ስኒት ሃብተኣብ፡ ካብ ኣስመራ ክሳብ መድረኽ ወይዘሪት ዓለም
ትግርኛ

ኤርትራዊት ስኒት ሃብተኣብ፡ ካብ ኣስመራ ክሳብ መድረኽ ወይዘሪት ዓለም

ኣብ ታሪኽ ውድድራት ጽባቐ፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣካላዊ ትርኢትን ደጋዊ ማራኺነትን ከም ቀንዲ መዐቀኒ ብቕዓት ኰይኑ ክረአ ጸኒሑ እዩ። ሕብረተሰብና እውን መብዛሕትኡ ግዜ ንውድድራት ሞዴሊንን ጽባቐን ምስ ኣካዳምያዊ ብቕዓትን ብልሒ ኣእምሮን ኣተኣሳሲሩ ኣይርእዮን እዩ። ይዅን እምበር፡ እዚ ጽኑሕ ክውንነት እናተቐየረ ይመጽእ ኣሎ። ነዚ ሓድሽ ምዕራፍ ብግብሪ ካብ ዘንጸባርቓ ዘለዋ...

  • Aug 09
ኣመሪካ ምስ ኤርትራ 'ምስጢራዊ ስምምዕ' ከም ዘይገበረት ብምግላጽ ንኢትዮጵያ ኣረጋጊጻ
ትግርኛ

ኣመሪካ ምስ ኤርትራ 'ምስጢራዊ ስምምዕ' ከም ዘይገበረት ብምግላጽ ንኢትዮጵያ ኣረጋጊጻ

ኣማኻሪ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን ምምሕዳር ትራምፕ ማሳድ ቡሎስ፡ ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝዀነ ዓይነት ምስጢራዊ ስምምዕ ከም ዘይገበረት ብምግላጽ፡ እቲ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንሰላም እቲ ዞባ ጥራይ ዝዓለመ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

  • Aug 06
ኣማኻሪ ትራምፕ፡ እቲ ኣብ ካይሮ ዘካየዶ ርክባት 'ጸረ-ኢትዮጵያ' ከም ዘይኰነ ገሊጹ
ትግርኛ

ኣማኻሪ ትራምፕ፡ እቲ ኣብ ካይሮ ዘካየዶ ርክባት 'ጸረ-ኢትዮጵያ' ከም ዘይኰነ ገሊጹ

ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝዀነ ማስዓድ ቡሎስ፡ ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ካይሮ ምስ ምኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፡ ኤርትራን ሶማልያን ዘካየዶ ርክብ "ጸረ-ኢትዮጵያ" ዝዀነ ትሕዝቶ ከም ዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ 'ኤክስ' ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ እቲ ምስ ምኒስተራት...

  • Jul 31
ኤርትራ - ኢትዮጵያ፡ ስእነት መኣዛዊ መግቢ ፍሉይ ቈላሕታ ከም ዝደሊ ተገሊጹ
ትግርኛ

ኤርትራ - ኢትዮጵያ፡ ስእነት መኣዛዊ መግቢ ፍሉይ ቈላሕታ ከም ዝደሊ ተገሊጹ

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፡ ጽልዋታት ኲናት ዩክረይን ኢራንን ዝተሓላለኸ ውሽጣዊ ቍጠባዊ ጸገማትን፡ ጥሜት ኣብቲ ዞባ ኣሰካፊ ደረጃ በጺሑ ከም ዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 90 ሚልዮን ሰባት ንጥዕና ዝበቅዕ መኣዲ ንምቕራብ ዓቕሚ ክስእኑ ከለዉ፡ ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ስእነት መኣዛዊ መግቢ ዝመጽእ...

  • Jul 31
ኤርትራ፡ ንመምርሒ ባጤራ ዝሰዓበ ሻቕሎትን ቅልውላውን ዕዳጋታት
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ንመምርሒ ባጤራ ዝሰዓበ ሻቕሎትን ቅልውላውን ዕዳጋታት

ባንክ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰነ 2026፡ ካብ ባንክታት ወጻኢ ኣብ ኢድ ውልቀ-ሰባትን ትካላትን ብዘይ ዓቐን ተታሒዙ ዘሎ ባጤራ ናቕፋ፡ ክሳዕ መወዳእታ ሓምለ ናብ ሕሳብ ባንክ ክኣቱ ዘገድድ ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ ምንባሩ ይዝከር እዩ።እቲ ዝተቐመጠ ገደብ ግዜ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ብዙሕ ሰብ፡ ብሰንኪ ዝተጓተተን...

  • Jul 30
ዳኛ ካልጋሪ፡ ምስ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር፡ ኣብ ልዕሊ 4 ኤርትራውያን ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ትግርኛ

ዳኛ ካልጋሪ፡ ምስ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር፡ ኣብ ልዕሊ 4 ኤርትራውያን ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ዳኛ ካልጋሪ፡ ኣብቲ ፖሊስ "ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከተማና ዘጋጠመ ዝዓበየ ናዕቢ" ኢሉ ዝገለፆ ፍጻመ ብዝተኣሳሰር፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ናይ ጥፍኣተኛነት ውሳነ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። ብ2 መስከረም 2023፡ ብሰንኪ ኣብ ዓዶም ዘሎ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ኩነታት፡ ተጻራሪ ኣረኣእያ ከም ዝነበሮም ዝተገልፁ ክልተ ጉጅለ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡...

  • Jul 26
ሱዳን፡ ንኢትዮጵያ ሰደድ ኤለክትሪክ ብምቍራጻ ትኸሳ
ትግርኛ

ሱዳን፡ ንኢትዮጵያ ሰደድ ኤለክትሪክ ብምቍራጻ ትኸሳ

መንግስቲ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ነቲ ናብታ ሃገር ትገብሮ ዝነበረት ሰደድ ኤለክትሪክ ደው ከም ዘበለቶ ብምኽሳስ፡ እዚ ስጕምቲ ነቲ ብዂናት ትሕመስ ዘላ ሃገር ዘጋጥም ዘሎ ጸገም መብራህቲ መመሊሱ ከም ዘጋደዶ ኣፍሊጡ።

  • Jul 24
ዝምድና ኣስመራ-ዋሽንግተን ብዓይኒ ገዲም ዲፕሎማሰኛ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም
ትግርኛ

ዝምድና ኣስመራ-ዋሽንግተን ብዓይኒ ገዲም ዲፕሎማሰኛ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም

ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣመሪካን ኤርትራን ዝጀመርኦ ጽምዶ ብምቕጻል ተዘራሪበን ነይረን። እቲ ኣብ ግብጺ ዝተኻየደ ርክብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን መስዓድ ቡሎስ ኣብ ዘካይድዎ'ዩ። ዋሽንግተን ኣብ ልዕሊ ኣስመራ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕል ትቀራረብ ከምዘላ ክንገር ድሕሪ ምጽንሑ'ዩ እዚ ናይ...

  • Jul 24
ርክብ ኤርትራን ኣመሪካን ፡ ምኒስተር ዑስማን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ እንታይ ዘትዮም
ትግርኛ

ርክብ ኤርትራን ኣመሪካን ፡ ምኒስተር ዑስማን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ እንታይ ዘትዮም

ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን መስዓድ ቡሎስ ኣብ ካይሮ ተራኺቦም ዘተዮም። እቲ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝዀነ ብሎስ፡ ብመንገዲ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ምስ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናታት ክልቲአን ሃገራት ዘተኰረ "ጽቡቕን ኣፍራይን" ዝበሎ ዘተ ከም...

  • Jul 21
ኤርትራ፡ 'ግዓት' ኣብ ዝርዝር ባህላዊ ቅርሲ ዓለም ንምምዝጋብ ትዳሎ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ 'ግዓት' ኣብ ዝርዝር ባህላዊ ቅርሲ ዓለም ንምምዝጋብ ትዳሎ

ኤርትራ፡ ነቲ ብወለዶታት ክሰጋገር ዝጸንሐ ዘይጭበጥ ባህላዊ ቅርስታታ ንምዕቃብን ኣብ ዓለምለኻዊ መዝገብ ንምስፋርን ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕማ ንምዕባይ ትሰርሕ ከም ዘላ መርበብ ሓበሬታ ትካል ትምህርቲ፡ ሳይንስን ባህልን ሕቡራት ሃገራት (ዩኔስኮ) ሓቢሩ።

  • Jul 17
ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዝስኣነትሉ መገዲ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?
ትግርኛ

ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዝስኣነትሉ መገዲ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ቀጥታዊ ተበጻሕነት ዝተቛረፀሉ መገዲ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ መንግስቱ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ንምርካብ ዘለዎ ድልየት ደጊሙ ኣረጋጊጹ። ንሱ፡...

  • Jul 17
ኡጋንዳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምውሳናን ዝተሓላለኸ ኵነታት ስደተኛታትን
ትግርኛ

ኡጋንዳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምውሳናን ዝተሓላለኸ ኵነታት ስደተኛታትን

ኣብ ኡጋንዳ ምኒስተር ድልውነት ሓደጋን ስደተኛታትን ሳም ኤንጎላ፡ ቍጽሪ ዕቝባ ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምንታይ ይውስኽ ከም ዘሎ ንምፍላጥ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዝቲ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ስጕምቲ እዚ፡ ኡጋንዳ ንምሉእ ዓመት ኣቋሪጻቶ ዝጸንሐት ምቕባል ስደተኛታት ዳግማይ ድሕሪ ምጅማራ፡ እቲ ቍጽሪ ስደተኛታት ካብ 56,299 ናብ ልዕሊ 70,000 ድሕሪ ምዕራጉ ዝሰዓበ...

  • Jul 12
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 3 of 60

Must Read

ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ
ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ
Lifting Sanctions on Eritrea Will Lead to U.S. Strategic Defeat
Lifting Sanctions on Eritrea Will Lead to U.S. Strategic Defeat
A fifth of migrants crossing Channel on small boats are Eritreans
A fifth of migrants crossing Channel on small boats are Eritreans
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል
ስለምንታይ እዩ ቃለመሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ልዑል ትጽቢት ዝግበረሉ?
ስለምንታይ እዩ ቃለመሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ልዑል ትጽቢት ዝግበረሉ?
The Unfinished Promise of Revolutionary Movement
The Unfinished Promise of Revolutionary Movement
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር
ኤርትራ - ኢትዮጵያ፡ ስእነት መኣዛዊ መግቢ ፍሉይ ቈላሕታ ከም ዝደሊ ተገሊጹ
ኤርትራ - ኢትዮጵያ፡ ስእነት መኣዛዊ መግቢ ፍሉይ ቈላሕታ ከም ዝደሊ ተገሊጹ
Which Countries Depend on Middle East Oil the Most? Eritrea and Madagascar lead the ranking.
Which Countries Depend on Middle East Oil the Most? Eritrea and Madagascar lead the ranking.
Netherlands expands asylum policy for Eritreans facing national service
Netherlands expands asylum policy for Eritreans facing national service
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo