Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኵናት ኢራን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?
ትግርኛ

ኵናት ኢራን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?

እቲ ኣመሪካን እስራኤልን ብ28 ለካቲት 2026 ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኸፈተኦ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ውሑዳት መዓልታት ንማእከላይ ምብራቕ ኣናዊጹዎ ኣሎ። እታ ናይዚ መጥቃዕቲ ቀንዲ ዕለማ ዝዀነት ኢራን፡ ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒኣ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ዝርከቦም ሓያሎ ላዕለዎት ሓልፍቲ ክቕተሉዋ እንከለዉ፡ ንሳ'ውን ሕነ ሞት መራሕታ ንምፈዳይ፡ ናብ እስራኤልን መዓስከራት...

  • Mar 13
'ትንሳኤ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ንምብሳር' ሓላፍነት ዝተረከበ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ
ትግርኛ

'ትንሳኤ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ንምብሳር' ሓላፍነት ዝተረከበ ግብጻዊ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ

ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ነታ ጋንታ ንምምዕባል ዝክኣሎ ክገብር ምዃኑ ቃል ኣትዩ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተመዘዘ ግብጻዊ ኮሓ ሓሺም ያኪን፡ ድሮ ናብ ኤርትራ ኣትዩ ኣሎ። ምስ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ነታ ካብ ኣገዳሲ ውድድራት በዂራ ዝጸንሐት ጋንታ ብምውዳብ ንቕድሚት ክትግስግስ ኣብ ምግባር ክሰርሕ...

  • Mar 11
ኢትዮጵያ፡ ካብ ቱርክን እስራኤልን ብሓቂ ምስ መን እያ ዘላ?
ትግርኛ

ኢትዮጵያ፡ ካብ ቱርክን እስራኤልን ብሓቂ ምስ መን እያ ዘላ?

ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ዝፈጥሮ ዘሎ ወጥሪ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰንኪ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ወጥሪ እናገደደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብዚ ተራ ቱርኪን እስራኤልን እንታይ እዩ? ናይ ቀረባ መሓዛ ኢትዮጵያ ዝዀነት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ ባሕሪ ዘቕረበቶ ሕቶ "ትድግፍ" ምህላዋ'ዩ ዝግለጽ። ...

  • Mar 10
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተቐርቀሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እንታይ ይብሉ?
ትግርኛ

ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተቐርቀሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እንታይ ይብሉ?

ብቐዳም 28 ለካቲት 2026 ዝጀመረ መጥቃዕቲ እስራኤልን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ ኢራን ስዒቡ፡ ላዕለዋይ መራሒ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ምስ ተቐተለ፡ እቲ ረጽሚ ናብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ተዘርጊሑ ኣሎ። ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሚሳይላትን ድሮናትን ብምውንጫፍ ንእስራኤል፡ ባሕሬን፡ ኩዌት፡ ቐጠር፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ዮርዳኖስ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ቆጵሮስ፡...

  • Mar 06
ኤርትራ፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ሰብመዚ ኤርትራ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዝጸንሑ ሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ከምዝፈትሑ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ዝተፈትሑ ልዕሊ 40 ዜጋታት ኣብቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝርከብ ወተሃደራዊ ቤትማእሰርቲ ማይ-ስርዋ ተታሒዞም ዝጸንሑ እዮም። ኣብዚ ቀረባ እዋን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣባላት...

  • Mar 06
ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን
ትግርኛ

ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን

ኣብ መንጐ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ናብ ወተሃደራዊ ግጭት ከይዓርግ ኣብቲ ዞባ ዓቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ይፍለጥ። ጠንቂ ምትፍናን ክልቲአን ሃገራት ንምግላጽ ሓያሎ ረቛሒታት ክጥቀስ ዝኽእል'ኳ እንተኾነ፡ ብቐንዱ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ምርካብን ምውናንን 'ልኡላዊ' መሰል ከምዘለዋ ምግላጻ ዘጓሃሃሮ'ዩ ዝመስል። ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት...

  • Mar 05
ብምስላታት ትግርኛ ዝተሰነየ መጠንቀቕታ ኣብይ ኣሕመድ
ትግርኛ

ብምስላታት ትግርኛ ዝተሰነየ መጠንቀቕታ ኣብይ ኣሕመድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ መራሕቲ ህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ኣብታ ሃገር ዳግም ዉግእ ንክለዓል ምንቅስቓስ ይገብሩ ኣለው ክብል ከሲሱ። "ጥሩፍ ጸረ-ለውጢ፡" ብምባል ዝወረፎም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ መራሕቲ ህወሓት፡ ኣብ ትግራይ ናይ ፖለቲካን ልምዓትን ለውጢ ከይመጽእ ዓንቃፊ ተራ ይዋስኡ ኣለዉ ብምባል ክነቕፎም እንከሎ፡ "ምስ ጨና ልምዓት ዘይፈልጡ ግዳማዊ ሓይልታት ወዘልዘል...

  • Mar 04
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ፡ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ 'ዘልኣለማውዊ' ን 'ኣካል ልዑላውነትን' ምዃኑ ተዛሪቡ
ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ፡ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ 'ዘልኣለማውዊ' ን 'ኣካል ልዑላውነትን' ምዃኑ ተዛሪቡ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ታየ ኣስቀ ስላሴ፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ጻዕሪ፡ "ዘልኣለማው"ን ካብ ጉዳይ ልዑላውነት ዘይፍለን ምዃኑ ገሊጹ። ታየ ኣስቀ ስላሴ ነዚ ዝገለጸ፡ መበል 130 ዓመት ዓወት ዓድዋ ንምብዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት እዩ። እቲ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ዕዱማት ወጻእን ዝተሳተፍዎ ጽምብል፡ ብመንግስታዊ መራኸቢ...

  • Mar 03
ኣምባሳደር ቲቦር ናጂን ኤርትራን እንታይ እዩ ኣራኺቡዎም?
ትግርኛ

ኣምባሳደር ቲቦር ናጂን ኤርትራን እንታይ እዩ ኣራኺቡዎም?

ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መንግስታዊ ጽፍሒ ኣመሪካ ዝሰርሐ ቲቦር ናጂ ብ20 ለካቲት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሉቦክ ኣቫላንጅ ጆርናል ብስሙ ንዝወጽአ ዓንቀጽ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን መልሲ ሂብሉ። እቲ...

  • Feb 27
ንኤርትራውያን ገያሾ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ በረራታት ኣየር
ትግርኛ

ንኤርትራውያን ገያሾ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ በረራታት ኣየር

ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን፡ መጓዓዝያ ኣየር ብሰንኪ ቍጠባዊ ውድድር ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ዝነበሮ ክብሪ ዋጋን ሕልኽላኽን ተናጊፉ፡ ቀንዲ መለለዪ ዓለምለኻዊ ምትእስሳር ኰይኑ ኣሎ። ይዅን እምበር፡ እታ...

  • Feb 27
ኢትዮጵያ፡ ናብ ዳግማይ ኲናት ክትኣቱ ድያ?
ትግርኛ

ኢትዮጵያ፡ ናብ ዳግማይ ኲናት ክትኣቱ ድያ?

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዳግም ናብ ኲናት ሓድሕድ ከይእቶ ስግኣት ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ክልል ትግራይ ክወጽኡ ይድርኾም ኣሎ። እቲ ዝቐደመ ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ደው ካብ ዝብል ልዕሊ ሰለስተ ዓመት ጥራይ'ዩ ኣቝጺሩ ዝርከብ።

  • Feb 27
ኢማራት፡ ቱርኪን ስዑድያን ካብ ኢትዮጵያ እንታይ'የን ዝደልያ?
ትግርኛ

ኢማራት፡ ቱርኪን ስዑድያን ካብ ኢትዮጵያ እንታይ'የን ዝደልያ?

ኢትዮጵያ፡ ኤርትራን ዞባዊ ጉዳያትን ኢትዮጵያ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ኣልዓለት ምስ ኤርትራ ዝነበረን ርክብ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሻሕከረ'ዩ ዝመጽእ ዘሎ። ምስቲ ገና መዕለቢ ዘይተረኸቦ ኵናት ሓድሕድ ሱዳን ተተሓሒዙ ስም ኢትዮጵያን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ብተደጋጋሚ ክልዓል ይስማዕ። እቶም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ሱዳን ተጸሚዶም ዘለዉ ብሒመቲ...

  • Feb 25
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13

Page 9 of 58

Must Read

ኣስመራ፡ ንመደረ ኣቢይ ኣሕመድ ዝሃበቶ ግበረመልሲ
ኣስመራ፡ ንመደረ ኣቢይ ኣሕመድ ዝሃበቶ ግበረመልሲ
ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን
ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን
ብምስግጋር ሰባት ዝኽሰስ ኤርትራዊ ኪዳነ ዘካርያስ ናብ ኔዘርላንድስ ተመሓላሊፉ ተዋሂቡ
ብምስግጋር ሰባት ዝኽሰስ ኤርትራዊ ኪዳነ ዘካርያስ ናብ ኔዘርላንድስ ተመሓላሊፉ ተዋሂቡ
Why were Eritrean factions fighting on the streets of Israel’s Tel Aviv?
Why were Eritrean factions fighting on the streets of Israel’s Tel Aviv?
ቢቢሲ 100 ደቂ ኣንስትዮ፡ ኤርትራዊትን ኢትዮጵያዊትን ዝርከባሉ ዝርዝር ቢቢሲ ብሉጻት ደቂኣንስትዮ 2024
ቢቢሲ 100 ደቂ ኣንስትዮ፡ ኤርትራዊትን ኢትዮጵያዊትን ዝርከባሉ ዝርዝር ቢቢሲ ብሉጻት ደቂኣንስትዮ 2024
3 surprising countries with no universities – And why
3 surprising countries with no universities – And why
ኤርትራ ን33 ዓመታት ብኸመይ ብዘይ ቅዋም ትመሓደር ኣላ?
ኤርትራ ን33 ዓመታት ብኸመይ ብዘይ ቅዋም ትመሓደር ኣላ?
ኣዘርባዣን፡ ቤተሰብ ኤርትራ ዝሓዘቶም ባሕረኛታት ተቓውሞ የካይዱ
ኣዘርባዣን፡ ቤተሰብ ኤርትራ ዝሓዘቶም ባሕረኛታት ተቓውሞ የካይዱ
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል
ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo