ዓዲ እንግሊዝ፡ ንሞት ሓደ ኤርትራዊ 'ኢድ ዝሓወሱ' ክልተ ኤርትራውያን እንታይ ተፈሪዶም?
ኣብ በርሚንግሃም ሃገረ እንግሊዝ፡ "ምኽንያት ሞት ሓደ ካልእ ኤርትራዊ እዮም" ዝተባህሉ ክልተ ኤርትራውያን ብሰሉስ 5 ግንቦት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተኸሰስቲ ስምኦን ገብረንጉስ ዝተባህለ ወዲ 44 ዓመት፡ ቢቢ ጊላዝጊን ወዲ 31 ዓመት መንእሰይን ኰይኖም፡ ኣብ ኣማውታ ናይቲ ወዲ 33 ዓመት ዝዀነ ብርሃነ ጸጋይ ንዝተባህለ ኤርትራ ተሳትፎ...
ሩስያ ዝደገፈቶን ቻይና ዓይና ዝሓሰየትሉን እገዳ ኣመሪካ ዓሎቚ'ዩ ነይሩ - ኤርትራ
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊኣ ዘንበረቶ እገዳታት ከተልዕሎ ትዳሎ ከምዘላ ዝገልጽ ጸብጻባት ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ምኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ረቡዕ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ እገዳታት ክለዓል'ዩ ዝብል ጸብጻባት ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ እቲ ስጕምቲ ነቲ ግጉይ ክብል ዝገለጾ ፖሊሲታት ዋሽንግተን "ብዘላቕነት ብምእራም፡ ፍትሒ፡ ሕጋውነትን ርትዒን ዘረጋግጽ ክኸውን...
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳታት እንታይ እዩ?
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳታት ከተልዕልን ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልስን ወሲና ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክዝረብ ተሰሚዑ'ሎ። እዚ ውሳነ፡ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተፈጥረ ቅልውላው ዝተደፍአ ኰይኑ፡ ኣመሪካ ንኤርትራ ብዘለዋ ስትራተጅያዊ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ "ከም ስትራተጅያዊት መሓዛ" ስለዝርኣየታ ምዃኑ እዩ...

ኣመሪካ ንእገዳ ኤርትራ ከተልዕሎ እያ፡ ሓድሽ ምዕራፍ ጂኦ-ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ
ኣመሪካ ንእገዳ ኤርትራ ከተልዕሎ ምዃና፡ ሮይተርስ ዝረኣዮ ናይ ውሽጢ ሰነድ መንግስቲ ኣመሪካ ኣመልኪቱ። እዚ ውሳነ፡ ምስቲ እታ ሃገር ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ስትራተጅያዊ ኣቀማምጣ ዝተተሓሓዘ ምዃኑ ተንተንቲ ይገልጹ። እዚ ስጕምቲ'ዚ፡ ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ኰይኑ፡ ኤርትራ ኣብ ስግር ስዑዲ ዓረብ ነዊሕ ገማግም ባሕሪ ዘለዋ ሃገር...
ናጻ ፕረስ፡ ኤርትራ ዳሕረዋይ ቦታኣ ትዕቅብ፡ ኢትዮጵያ ተንቈልቍል
ኣብዚ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ዓለም ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻባት ከም ዘመልክቶ፡ ኤርትራ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዋ 180 ሃገራት፡ ናጽነት ፕረስ ብምዕፋን ኣብቲ ዝተሓተ መወዳእታ ደረጃ (180/180) ተሰሪዓ ትርከብ። እቲ...
ካናዳ፡ ሓደ ወላዲ ንደቁ ብምቕታሉ ብቐዳማይ ደረጃ ቅትለት ተኸሲሱ
ኣብ ካናዳ ከተማ ካልጋሪ ሓደ ወላዲ ብቕትለት ክልተ ደቁ ብቐዳማይ ደረጃ ቅትለት ተኸሲሱ። ሬሳ ናይቶም ወዲ ሓሙሽተ ዓመትን ጓል ሰለስተ ዓመትን ደቁ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ካልጋሪ ብሓሙስ'ዩ ኣብ ውሽጢ መኪና ተረኺቡ። እቲ ወዲ 37 ዓመት ክሱስ ብዓርቢ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ናብ ቤትፍርዲ ከተማ ካልጋሪ ከም ዝቐረበ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ቤትፍርዲ ስም...
ራእሲ ኣስራተ ካሳ፡ ኣብ መንጎ ንጉሳዊ ውርሻን ስትራተጅያዊ ብድሆታት ኤርትራን
ኣብ መንጎ ልኡላዊ ክብሪ ንግስነትን ቃልሲ ሓርነት ኤርትራን ተወጢሩ ዝነበረ ራእሲ ኣስራተ ካሳ፡ ኣብ ታሪኽ ምምሕዳር ኤርትራን ዳሕረዎት ዓመታት ስርዓት ሃይለስላሰን ስትራተጅያዊ ጽልዋ ካብ ዝነበሮም ሰበስልጣን እቲ ቀንድን ወሳንን ነበረ።
ኤርትራ፡ ንጠለብ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ 'ተዅታዅን ዘይሕጋውን' ክትብል ነጺጋቶ
ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፡ መራሕቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪ ዘቕርብዎ ዘለዉ ተደጋጋሚ ምጕት "ዘይሕጋውን ተዅታዅን" ክብል ተቓውሞኡ ገሊጹ። እቲ ምኒስትሪ ትማሊ 29 ምያዝያ 2026 ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡...
ካብ ጆን ፎስተር ዳላስ ክሳዕ ማሳድ ቡሎስ፡ ዝተሓላለኸ ምዕራፋት ዝምድና ኣስመራን ዋሽንግተንን
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን ንዓሰርተታት ዓመታት ብጥርጣረን ዞባዊ ምስሕሓብን ተጸልዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ግዜ'ዚ ናብ ሓድሽ ስትራተጅያዊ ምዕራፍ ይሳገር ከም ዘሎ ምልክታት ይረኣዩ ኣለዉ። ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል ከም ዝጸብጸቦ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ንዝጸንሐ እገዳ ብምልዓል፡ ነቲ ዝሕቱል ዲፕሎማስያዊ ዝምድና...
ዝምድና ዋሽንግተን-ኣስመራ፡ ብወገን ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ እንታይ ይብል?
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ዛዕባ ተበግሶታት ምልዓል እገዳን ምምሕያሽ ዝምድናን ኤርትራን ኣመሪካን ኣመልኪቱ ዝወሃብ ዘሎ ርእይቶታት ምላሽ ሂቡሉ። ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ...