ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ንማያት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ሞካን ዙቑርን ተቘጻጺሩ
ሑቲ የመን፡ ንማያዊ ዶባት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ስትራተጅያዊ ወደባዊት ከተማ ሞካን ደሴት ዙቑርን፡ ካብቶም ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሓይልታት መንግስቲ መንዚዖም ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉዋ ወተሃደራውያን ምንጭታትን መሰኻኽር ዓይንን ሓቢሮም። እዚ ብኢራን ዝድገፍ ጕጅለ ንኸተማ ሞካ...
Latest releases
ግብፂ፡ 'ብሓይሊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ካብ ዝግበር ፈተነ ምቝጣብ' ከም ዘድሊ ገሊፃ
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብፂ በድር ዓብደልዓጢ፡ "ካብ ዓለምለኸ ሕጊ ወፃኢ ብሓይሊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ" ዝግበሩ ፃዕርታት ደው ክብሉ ከም ዘለዎም፡ ንኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን ተዛሪቡ። እቲ ምኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ "ናይ ዝርከባ ሃገራት ሓድነት፡ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን" ክኽበር ከም ዘለዎ ገሊፁ። በድር ዓብደልዓጢ ብሰንበት ምስ ሚስተር መስዓድ ቡሎስ ከም ዝተዘራረበ፡ ምኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣፍሊጡ። ምስቲ ኣማኻሪ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዝምልከት ዝተገበረ ዝርርብ፡...
Eritrean man found dead in Kent prison after expressing fears of deportation
An Eritrean man who had a 'number of risk factors for suicide and self-harm' was found dead at a Kent Prison. Filmon Brhane hung himself in his cell at HMP Maidstone on June 12, 2023, a new report has...
ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ንማያት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ሞካን ዙቑርን ተቘጻጺሩ
ሑቲ የመን፡ ንማያዊ ዶባት ኤርትራ ቀረባ ዝዀና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ስትራተጅያዊ ወደባዊት ከተማ ሞካን ደሴት ዙቑርን፡ ካብቶም ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሓይልታት መንግስቲ መንዚዖም ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉዋ ወተሃደራውያን ምንጭታትን መሰኻኽር ዓይንን ሓቢሮም። እዚ ብኢራን ዝድገፍ ጕጅለ ንኸተማ ሞካ ምቍጽጻሩ፡ ካብቲ ንእስያን ኤውሮጳን ዘራኽብ ናይ ንግዲ መስመር ደቡባዊ ኣፍደገ ዝዀነ መንገዲ ባብ ኤል-መንደብ ኣብ 75 ኪሎሜተር ርሕቀት ጥራይ ከም ዝቐርብ ገይርዎ ኣሎ። ...
ኤርትራ፡ ኣብ ጉዳይ የመንን ቀይሕ ባሕሪን እንታይ ትብል?
ሓይሊታት ሑቲ የመን ኣብዚ እዋን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብምክያድ ሓያለ ከባቢታት ቀይሕባሕሪ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ "ጉዳይ የመን ወተሃደራዊ መፍትሒ የብሉን፡" ብምባል ርእይቶኡ ሂቡ። ምኒስተር ዑስማን፡ ካብ ኣስመራ ምስቲ ዓቢይ ማዕከን ሓበሬታ ሚድል ኢስት-ኣይ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡...





















