Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ጀርመን፡ ፖሊስ 'ቀታሊ ዮሴፍ' ኢሉ ንዝጠርጠሮ ወዲ 12 ዓመት ቈልዓ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣውዒሉ
ትግርኛ

ጀርመን፡ ፖሊስ 'ቀታሊ ዮሴፍ' ኢሉ ንዝጠርጠሮ ወዲ 12 ዓመት ቈልዓ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣውዒሉ

ፖሊስ ካብ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ ንቐታሊ ወዲ 14 ዓመት ኤርትራዊ ዮሴፍ ንምርካብ ሰፊሕ ጻዕሪ ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓደ ስሙ ዘይተገልጸ ወዲ 12 ዓመት ቈልዓ በቲ ገበን ኣብ ቀይዲ ከም ዘውዓለ ገሊጹ።

  • Feb 08
ኣስመራ፡ ንትረኻ ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓይልታት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ነጺጋ
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ንትረኻ ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓይልታት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ነጺጋ

ኤርትራ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ባይቶ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ መግለጺታት "ሕሱርን ፍንፉንን" ክትብል ኮኒና። እቲ ኢትዮጵያዊ መራሒ ትማሊ ንኣባላት ባይቶ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ቅትለት ዝርከቦ ግፍዕታትን ዝምታን ከምዝፈጸመ...

  • Feb 04
ምላሽ ኣስመራ ነቲ ኣቢይ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ ሓድሽ መግለጺታት
ትግርኛ

ምላሽ ኣስመራ ነቲ ኣቢይ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ ሓድሽ መግለጺታት

ኤርትራ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ዝሃቦ መግለጺታት "ሕሱርን ፍንፉንን" ክትብል ኮኒና። እቲ ኢትዮጵያዊ መራሒ ሎሚ ንኣባላት ባይቶ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ቅትለት ዝርከቦ ግፍዕታትን ዝምታን ከምዝፈጸመ...

  • Feb 04
ፋይላት ኤፒስተይን፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ይብሉ?
ትግርኛ

ፋይላት ኤፒስተይን፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ይብሉ?

እቶም ብ"ፋይላት ኤፒስተይን" ዝፍለጡ ብዙሕ ምስጢራት ዝሓዙ ምዃኖም ዝእመነሎም ሰነዳት ዝሓለፈ ዓርቢ ብትእዛዝ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ገለ ክፋሎም ድሕሪ ምዝርግሖም፡ ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ርሱን ክትዓት ፈጢሮም ኣለዉ። እቶም ሓደስቲ ዝተዘርግሑ መዛግብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን...

  • Feb 04
ጀርመን፡ ዝኽሪ ክልተ ግዳያት ዘስካሕክሕ ቅትለት ዝዀኑ ኤርትራውያን
ትግርኛ

ጀርመን፡ ዝኽሪ ክልተ ግዳያት ዘስካሕክሕ ቅትለት ዝዀኑ ኤርትራውያን

ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ጀርመን ዝተፈጸመ ክልተ ቅትለታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንብዙሓት ዘሰንበደ ዘሕዝን ፍጻመ ኰይኑ ይርከብ። እታ ሓንቲ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ዝሓለፈ ዓመት ዝተቐትለት ኣደ ክትከውን እንከላ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ድማ ወዲ 14 ኮተቴ ህይወቱ ሓሊፉ'ሎ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ክልተ ዝተፈላለየ ናይ ዝኽሪ...

  • Feb 04
'ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር' - ሓጺር ገምጋም መጽሓፍ
ትግርኛ

'ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር' - ሓጺር ገምጋም መጽሓፍ

ኣብ ጥሪ 2026 ናብ ኣንበብቲ ዝተዘርግሐት "ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር" እትብል መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን፡ ኣብ ኤርትራ ንዝመጽእ ለውጢ ኣብ ደሞክራሲያዊ ስግግር ከም መወከሲት ሰነድ ክትውሰድ እትኽእል ስራሕ'ያ። ሰመረ ሰሎሞን ኣብ 2024'ውን "ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎ ናጽነትን ዝተጠልመ...

  • Feb 03
ዑደት መራሕቲ ጅቡትን ሶማልያን ናብ ኢትዮጵያ እንታይ ዝዓለመ እዩ?
ትግርኛ

ዑደት መራሕቲ ጅቡትን ሶማልያን ናብ ኢትዮጵያ እንታይ ዝዓለመ እዩ?

ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕረዚደንት ጁቡቲ ዑመር ገለ ከምኡ'ውን ንፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ከም ዝተቐበሎም መንግስታውያን ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን።

  • Jan 31
ጀርመን፡ ሞይቱ ዝተረኽበ ወዲ 14 ዓመት 'ኤርትራዊ'
ትግርኛ

ጀርመን፡ ሞይቱ ዝተረኽበ ወዲ 14 ዓመት 'ኤርትራዊ'

ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእሰይ ሞይቱ ከም ዝተረኽበ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ሬሳ ናይቲ ወዲ 14 ዓመት ኣብ ከባቢ ከተማ ዶርማኸን ብሓለፍቲ መንገዲ ከም ዝተረኽበ ዳብሊው-ዲ-ኣር ዝተባህለ ፍሉጥ ማዕከን ዜና የመልክት። "ፖሊስ ከም ዝሓበሮ እቲ ወዲ 14 ዓመት ካብ...

  • Jan 30
የመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘቕረበቶ ክሲ እንታይ እዩ?
ትግርኛ

የመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘቕረበቶ ክሲ እንታይ እዩ?

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሮም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ብምባል፡ ሃገራዊ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት የመን ብትሪ ከም ዝዀነነን ክሲ ከም ዘቕረበን ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። ብመሰረት እቲ ዝተዋህበ መግለጺ ኮምሽን፡ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ 50...

  • Jan 30
ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ 'ሚግ-23 እምበር ሚግ-21 ኣይነበረቶን'
ትግርኛ

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ 'ሚግ-23 እምበር ሚግ-21 ኣይነበረቶን'

ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጽምብል ምስረታ መበል 90 ዓመት ሓይሊ ኣየር ሃገሩ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ብስም ከይጠቐሰ፡ ኣብ "ሚግ-21 ደው ኢለን ዘለዋ ሃገራት..." ክብል ተሰሚዑ። እዚ ድማ ብቐጥታ ነታ ምስ ሃገሩ ኣብ ከቢድ ወጥሪ እትርከብ ኤርትራ ዘነጻጸረ እዩ ብምባል...

  • Jan 29
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?
ትግርኛ

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?

ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም. [ግ] ናብ ሓምሻይ ወለዶ ክሰጋገር መደብ ከምዘሎ ተዛሪቡ። ሓምሻይ ወለዶ ማለት፡ ዘመናዊ ናይ ውግእ ዓቕምን ምዕቡላት ኣጽዋራትን ዘጠቓልል...

  • Jan 28
ገበነኛ ኰይኑ ዝተረኽበ ዕሉል ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪ ዝለዓለ ፍርዲ ተቐቢሉ
ትግርኛ

ገበነኛ ኰይኑ ዝተረኽበ ዕሉል ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪ ዝለዓለ ፍርዲ ተቐቢሉ

ብጐነጻዊ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ገበነኛ ኰይኑ ዝተረኽበ ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪ ሰባት 20 ዓመት ማእሰርቲ ከም ዝተፈርደ ማዕከናት ዜና ነዘርላንድስ (ሆላንድ) ሓቢረን። እቲ 'ወሊድ' ተባሂሉ ዝፍለጥ ተወልደ ጐይትኦም መራሕቲ ናይ ሓደ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብዙሕ ግፍዕታት ዝፈጸመ ዕስለ ኣሰጋገርቲ ምዃኑ'ዮም...

  • Jan 28
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14

Page 10 of 57

Must Read

ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
Ship Reports Small Arms Fire off Eritrea
Ship Reports Small Arms Fire off Eritrea
ፈላሚ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ኣትዩ
ፈላሚ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2025፡ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ኣትዩ
ዘይተፈትሐ ግድል ቅትለት ኤርትራዊት: ሰብመዚ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ዝሃብዎ መብርሂ
ዘይተፈትሐ ግድል ቅትለት ኤርትራዊት: ሰብመዚ ጀርመን ንቢቢሲ ትግርኛ ዝሃብዎ መብርሂ
'ቍስልኻ ሓቢእካ ስቕ ምባል ዝያዳ የቐንዙ' - ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ መድረኽ ናጽነት ኦስሎ
'ቍስልኻ ሓቢእካ ስቕ ምባል ዝያዳ የቐንዙ' - ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ መድረኽ ናጽነት ኦስሎ
Are Ethiopia and Eritrea on the Brink of War?
Are Ethiopia and Eritrea on the Brink of War?
ኤርትራ፡ ስግኣትን ስንባደን ዝፈጠረ ወተሃደራዊ መምርሒታት
ኤርትራ፡ ስግኣትን ስንባደን ዝፈጠረ ወተሃደራዊ መምርሒታት
بالرغم من الصراع الذي يمزقه ، السودان لا يزال يستضيف أكثر من 146 ألف لاجئإرتري
بالرغم من الصراع الذي يمزقه ، السودان لا يزال يستضيف أكثر من 146 ألف لاجئإرتري
ቻምፕዮን ኤርትራ 2025፡ ዓይንኻ ዘየኽድን ተሃራፊ ጸወታ
ቻምፕዮን ኤርትራ 2025፡ ዓይንኻ ዘየኽድን ተሃራፊ ጸወታ
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይኽሰሳ
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይኽሰሳ
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo