ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ በረራ ከየካይድ ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነፈርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰማያት ኤርትራ ከይበራ ከምዝተኸልከላ ዝገልጽ ወረ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ድሕሪ ምውጽኡ'ዩ ነቲ ሓበሬታ ሂቡ ዘሎ።እቲ መግለጺ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን...
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ...........
ሐደ ካብቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዎ ዋህዮ ኣማኒኤል ብልማማ ነዝማሪኖ ትግራዊ ዶ በልካዮ ነስመራ ዕባይ ምስ ደቀባት ኤርትራ ጸብጺብካዮ ድጉል ኣጀንዳኻ ፍልስፍናኻ...
ኤርትራ፡ ተስፋን ባህጊን ተጻወትን ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪን ዘጸልምት ዘሎ ውሳነታት
ሕልሚ ተጻወትን ኣፍቀርትን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ መጻረዪ ውድድራት ዋንጫ ዓለም 2026 ፊፋ ቅድሚ ምጅማሩ’ዩ ቅሂሙ ተሪፉ። ሕጂ'ውን እንተዀነ፡ ኤርትራ ካብ መጻረዪ ውድድራት ንዋንጫ ቻምፒዮንሺፕ ኣፍሪቃ - ቻን ንገዛእ ርእሳ ብምእላያ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥም ተሰሪዙ። በዚ ድማ ኣብቶም ኣብ...
ኤርትራዊት ስድራቤት ኣብ ላስቬጋስ ብዘጋጠመ ባርዕ ገዛ 4 ኣባላት ስኢና
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ላስቬጋስ ብዘጋጠመ ባርዕ ገዛ ኣባላት ሓንቲ ኤርትራዊት ስድራቤት ዝዀኑ ክልተ ዓበይትን ክልተ ህጻናትን ዝርከብዎም ሰባት ሞይቶም። አዚ ዘሕዝን ፍጻመ፡ ብ 24 ጥቅምቲ ወጋሕታ ሰዓት 4፡00 እቶም ኣባላት እታ ስድራ ኣብቲ በዓል ሰለስተ ደርቢ መንበሪ ቤቶም ደቂሶም አንከለዉ እዩ ኣጋጢሙ። ኣብ እዋን ፍጻመ...
ቃል ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ በዓልት ቤት ብጻይና ራማዳን ደራንካ
ክብርቲ ሓፍትና ወ/ሮ ሶፍያ ግራዝማሽ ሙሳ ዓብዱ ብቀዳም ዕለት 26/10/2024 ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና። ነፍስሄር ወ/ሮ ሶፍያ በዓልቲ ቤት ብጻይና ራማዳን ዑመር ደራንካን ከምኡ’ውን ሓፍቱ ነቲ ዓቢ ተጋዳላይ ስዉእ ስራጅ ሙሳ ዓብዱ...
መቐለን ኣስመራን ዝርከብአን ከተማታት ብኸመይ ኣብ ኢጣልያ ኣስማት ጐደና ኰይነን?
ካብቲ ፍሉጥ ማእከላይ መደበር ባቡር ሮማ ሒደት 'ፌርማታ' ጥራይ ርሒቑ ይርከብ። ዘመናት ዘቝጸሩ ቅርስታት ብቐረባ ከቢቦምዎ ይረኣዩ። እቲ ከባቢ ግን ምስ ጥንታዊነት ሮማ ክነጻጸር ከሎ ብተዛማዲ ሓድሽ እዩ ምባል ይከኣል። መብዛሕትኡ መንበሪ ህንጻታት'ኳ እንተዀነ ውሑዳት ንግዳዊ ቦታታት እውን ዝሓዘ...
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ናብ ሰራዊት ሱዳን ኢዱ ሂቡ
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ፣ ኣቡ ዓቕላ ካኪል፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዝሃበ ተሓቢሩ።ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን...
ግጥም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ
ሃገራውያን ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን: ናይ መጻርዪ ዋንጫ ቻምፕዮንሺፕ ኣፍሪቃ ግጥመን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከም ዘካይድኦ ተፈሊጡ።እቲ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ክካየድ ዝነበሮ ክልተ ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣብ ከተማ ጁባ ክውዳእ ምዃኑ'ዩ ተገሊጹ ዘሎ።መንግስታዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፡...
ምቅይያር ኪዳናት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጽልዋታቱን ሳዕቤናቱን
ኣብ መፋርቕ 2018፡ እቲ ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣስታት 20 ዓመት ጸኒዑ ዝነበረ “ኵነተ ኲናት”፡ ብኣኽብሮ ኣህጉራዊ ብይን ውሳነ ዶባት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ብዕርቀ ሰላም ተወዲኡ፡ ኣብቲ ዞባ ጩራ ሰላም ተዀሊዑ። እቲ ሰላም ሓሪምዎ ዝነበረ ኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት “ደጊም ይኣኽለና!” ክብል ነቲ...
መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዮም ኵነታት ጥዕናኦም ዝሓብኡ?
ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ካብ 1982 ጀሚሩ ኣብ ስልጣን ይርከብ።ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጥዕናዊ ኵነታት ክልተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያን ፕረዚደንት ማላዊ ላዛሩስ ቻክዌራን ኣዘራራቢ ጉዳይ ኰይኑ ቀንዩ ኣሎ። ብዘይካ'ዚ፡ ኵነታትን ሃለዋትን ናይቲ ንዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት...
ኤርትራ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ
ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝርከብኦም ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሶማል ከምዝኣተዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ልዕሊ 300 ዝግመቱ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ወደብ...
ኤርትራዊት ስደተኛ ብዝፈጸመቶ ገበን ተፈሪዳ
ፍዮሪ ከሰተ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፡ ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ንሓንቲ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ድሕነተ ብኻራ ብምውጋኣ ማእሰርቲ ተፈሪዳ።ውሳነ ዝሃበ ዳኛ “ሕሱምን ዘስካሕክሕን” ክብል ነቲ ኵነታት ብምግላጽ “ንዓዳ ክትባረር ኣለዋ” እውን ኢሉ።ፍዮሪ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ቤት ፍርዲ ዱንጋኖን ኣብ ዝቐረበትሉ እዋን ኣብ...