'ተበጊሱ ዝነበረ ትስፉው ሃንቀውታ በኒኑ'ዩ' - ፕረዚደንት ኢሳይያስ

'ተበጊሱ ዝነበረ ትስፉው ሃንቀውታ በኒኑ'ዩ' - ፕረዚደንት ኢሳይያስ

መበል 34 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ንምጽንባል ኣብ ኤርትራን ወጻኢን ጽንብላት ክካየድ ዝቐነየ ኰይኑ፡ እቲ ቀንዲ በዓል ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብወተሃደራውን ስነጥበባውን ምርኢታት ተሰንዩ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ወተሃደራውያን ኣዘዝትን ብኣሽሓት ዝቝጸር ህዝቢን ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መደረ ኣስሚዑ። እቲ ን34 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ ፕረዚደንት ኣብ...

Latest releases

Load more...