ኤርትራ ዝሰወረቶም እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ጸዊዖም
ኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን ፖለቲካዊን ሲቪካውን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ዝርከብዎም ወገናት ጸዊዖም። ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ትማሊ ሰኑይ 16 ሰነ ኣብ ጀነቫ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኩነታት ኤርትራ ከምዘይተመሓየሸ ኣብሪሁ።መሓመድ ዓብዲሰላም ባቢከር ንቤት ምኽሪ ሰባዊ መሰላት ሕቡራት ኣብ ዘቕረቦ ዓመታዊ ጸብጻብ፡ ምስዋር ተቓውሞኦም ዝገልጹ ሰባት፡ ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ...
Latest releases
ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ሰብ ተስፋን ሰብ ጓህን ኣብ ጐደና ግጋባ - ካምፓላ
ግዱድ ስደት ሰባት ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ እቲ ዝለዓለ ፍልሰት ሰባት ኰይኑ ዘሎ እዩ። ዩጋንዳ ድማ፡ ንዓመታት ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምና ብቐጻሊ ንስደተኛታት ዝቕበል ክፉት ፖሊሲ ዘለወን ሃገራት ኰይና ጸኒሓ።
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳያይስን ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያን እንታይ ዘትዮም?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
Load more...