ኤርትራ ዝሰወረቶም እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ጸዊዖም

ኤርትራ ዝሰወረቶም እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ጸዊዖም

ኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን ፖለቲካዊን ሲቪካውን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ዝርከብዎም ወገናት ጸዊዖም። ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ትማሊ ሰኑይ 16 ሰነ ኣብ ጀነቫ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኩነታት ኤርትራ ከምዘይተመሓየሸ ኣብሪሁ።መሓመድ ዓብዲሰላም ባቢከር ንቤት ምኽሪ ሰባዊ መሰላት ሕቡራት ኣብ ዘቕረቦ ዓመታዊ ጸብጻብ፡ ምስዋር ተቓውሞኦም ዝገልጹ ሰባት፡ ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ...

Latest releases

Load more...