ፖላንድ፡ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዊሳ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ጐስጓስ ጀሚራ

ፖላንድ፡ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዊሳ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ጐስጓስ ጀሚራ

ፖላንድ ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪቃን እስያን ብምትኳር ጐስጓስ ከም ዝጀመረት ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ሃገር ኣብ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉ ዝደልዩ ሰባት፡ ንኣሰጋገርቲ ሰባትን ዶብ ቤላሩስ-ፖላንድን ኣሚኖም ክመጽኡ ከም ዘይብሎም ድማ ኣጠንቒቑ። ነዚ ተበግሶ ንመጀመርታ ግዜኡ ኣብ ምያዝያ እኳ እንተ ኣወጀቶ፡ ብመንገዲ ቤላሩስ ኣቢሎም ናብ ፖላንድ ዝኣትዉ ዝደተኛታት ብብዝሒ ናይ ኣየኖት ሃገራት...

Latest releases

Load more...