'ነብሰይ ከድሕን ቀልጢፈ መስሊመ' - ውጻእ መዓት ሊብያ ኤርትራዊት ሳሮን ጌታቸው
ካብ ኤርትራ ክሳዕ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ተጓዒዛቶ፣ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጓንፍ መሪር ስቓይ'ውን ተሰኪማቶ። ጸይራቶ ግና ስቕ ክትብል ኣይመረጸትን ብመጽሓፍ ጽሒፋቶ - ሳሮን ጌታቸው። "Kidnapped in Libya" (ኣብ ሊብያ ተጨውየ) ዝሰመየታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቶም ኣብ ሊብያ ንምጻሩ ዝኸብድ ተመኵሮ ዘሕለፉ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እትትርኽ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ እቶም ዝሓሸ ህይወት...
Latest releases
'ነብሰይ ከድሕን ቀልጢፈ መስሊመ' - ውጻእ መዓት ሊብያ ኤርትራዊት ሳሮን ጌታቸው
ካብ ኤርትራ ክሳዕ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ተጓዒዛቶ፣ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጓንፍ መሪር ስቓይ'ውን ተሰኪማቶ። ጸይራቶ ግና ስቕ ክትብል ኣይመረጸትን ብመጽሓፍ ጽሒፋቶ - ሳሮን ጌታቸው። "Kidnapped in Libya" (ኣብ ሊብያ ተጨውየ) ዝሰመየታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቶም ኣብ ሊብያ ንምጻሩ ዝኸብድ ተመኵሮ ዘሕለፉ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እትትርኽ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ እቶም ዝሓሸ ህይወት ንምንዳይ ኣብ ዘካየዱዎ ጕዕዞ ግዳይ...
ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ
ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣ .ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣ ኤርትራዊ ኣደ ዶ እዚ ትፍደ ከብዳ ገዲፋ ዝቐጨውት ዝገዓተት ደቃ ክምለሱላ...
መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ከም ዝፈትሐ ፖሊስ ገሊጹ
መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ፈቲሑ ብሸነኽ ዓዲዃላ-ራማ ናብ ትግራይ ከም ዝሰደደ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ኮማንደር ጸጋይ ኣስፍሃ ንቢቢሲ ከም ዝገለጾ፡ እቶም ሰባት ዳርጋ ኵሎም ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩን ትሕቲ 45 ዕድመ ዝዀኑን እዮም። እቶም ሰባት ገሊኦም ምስ ኤርትራውያን ተዋሲቦም ዝተዛመዱ ኰይኖም፡ ቅድሚ ምእሳሮም ኣብ ኤርትራ ጥሪትን ንብረትን ኣፍርዮም ይነብሩ ከምዝነበሩ እቲ ሓበሬታ የመልክት።። እቶም ዝነውሐ ዝተኣስሩ፡ "ኣርባዕተ ዓመትን...
ኤምባሲ ኤርትራ፡ ብሰኔት ኣመሪካ ንዝቐረበ ክሲ ነጺጉ
መንግስቲ ኤርትራ፡ ሽማግለ ዝምድናታት ወጻኢ ሰኔት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብ16 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ህዝባዊ ርክብ፡ ኤርትራ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ከባቢታት ምትእኽኻብ ሰራዊት ተካይድ ከም ዘላ ንዝቐረበሉ ክሲ ብትሪ ነጺጉ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፡ እቲ ዝቐረበ ክሲ፡ "ፍጹም መሰረት ኣልቦን ዘደናግርን፡" ምዃኑ ገሊጹ። እቲ ኤምባሲ፡ "ኵሎም ኣባላት ሰራዊት [ኤርትራ] ምሉእ ብምሉእ ናብቲ ዓለምለኻዊ ተፈላጥነት ዘለዎ ዶባትና ዳግማይ ተመሊሶም...