'ደም ኤርትራውያን ስደተኛታት ይዛሪ ኣሎ' ናይ ዓይኒ ምስክር ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኣለምዋጭ

'ደም ኤርትራውያን ስደተኛታት ይዛሪ ኣሎ' ናይ ዓይኒ ምስክር ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኣለምዋጭ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በረኸት ብርሃነ ገብረግዚኣብሄር ዝተባህለ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ። ሰለስተ ወለዶኣ ተሰዲዱ፡ ኣብ ከርተት ስደት 11 ዓመት ዘቝጸረት ኤርትራዊት ስድራ ድማ ሓዀትኰት እናበለ ድራር ዕለታ ዝምእርር ኣላይኣ ብግፍዒ ድሕሪ ምቕታሉ፡ እታ ስድራ በይና ተሪፋ። "ናብዚ መዓስከር ካብ ንመጽእ ካብ ሞት ኣየዕረፍናን፡" ዝበለ ንድሕነቱ ስሙ ዘይንጠቕሶ ናይ...

Latest releases

Load more...