ኢትዮጵያ፡ ወጥሪ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰጒጓ

ኢትዮጵያ፡ ወጥሪ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰጒጓ

ኢትዮጵያ ንልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማሕቡስ ዘጽንሓቶም ኣስታት 250 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብ ሰኑይ 29 ሚያዝያ 2025 ብኽልል ዓፋር ኣቢላ ናብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከም ዘባረረቶም ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተኣስሩ ካልኦት ኤርትራውያን'ውን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከም ዝተገብረ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ቀረባ ቤተሰብ ናይ ሓደ ካብቶም ዝተሰጐጉ ንቢቢሲ ከም ዝሓበሮ፡ ብዙሓት ካብቶም ስደተኛታት ካብቲ ብ15 ሚያዝያ ዝተባርዐ ግጭት...

Latest releases

Load more...