ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ

ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ

ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣ .ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣   ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣   ኤርትራዊ ኣደ ዶ እዚ ትፍደ ከብዳ ገዲፋ ዝቐጨውት ዝገዓተት ደቃ ክምለሱላ ሃንቀው እንዳ በለት ድምጺ ጥይት ሰሚዓ ከይደቀሰት፣   ንኢሰያስ...

Latest releases

Load more...