JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብባሕሪ ኣብ ዝካየዱ ንጥፈታት፡ ኣብ መላእ ዓለም ገለ ኣገደስቲ መስመራት ኣለዉ፣ ቀይሕ ባሕሪ ድማ ካብቶም ኣብ ቅድሚት ዝስርዑ ሓደ እዩ። እዚ ንኣህጉራት ኣፍሪቃ፡ ኤስያን ኤውሮጳን ዘራኽብ ማያዊ መስመር፡ ንንግዲ ዓለም ኣገዳሲ ምዃኑ ይፍለጥ። ቀይሕ ባሕሪ፡ ንህንዳዊ ውቅያኖስን ማእከላይ ባሕርን ዘራኽብ ኰይኑ፡ ብፍላይ...
ሰበስልጣን ዞባ ሑደይዳ የመን ከም ኣምሳያ እቶም ብኤርትራ ንመዓልታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ 53 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ምፍትሖም፡ ሸውዓተ ወተሃደራት ኤርትራ ከም ዝለቐቑ ማዕከን ዜና የመን ኦንላይን ገሊጹ። እቶም ወተሃደራት ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብናይ ኮለላ ስርሒት ሓይሊ ባሕሪ የመን ኣብቲ ከባቢ ተታሒዞም ከም ዝጸ...
ኣብ መወዳእታ ጥሪ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀዳመይቲ ምኒስተር ጆርጂያ መሎኒን ንዝተገብረ ዘተ መሰረት ብምግባር፡ ኤርትራን ኢጣልያን ዓበይቲ ውዕላት ከም ዝተፈራረማ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነቲ ብምኒስተር ሕርሻን መግብን ኢጣልያ ሚስተር ፍራንቸስኮ ሎሎብሪ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ19 ከምኡ'ውን 23 ሓምለ 2025 ኣብ ዓለማዊ፡ ኣህጉራዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት ዘተኰረ ሰፊሕ ቃለመሕትት ምስ ማዕከን ዜና ሃገሩ ኣካዪዱ ነይሩ። እዚ ቃለመሕትት'ዚ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኲናትን ደበና ኲናትን ኣንጠጥይሉ ኣብ ዘሎ እዋን ምክያዱ፡ ካብ ኤርትራውያን ዘይኰኑ ሰባትን መራ...
Load more...