(ንህግደፋዊያን ሕልና ኣልቦ መንግስቲ ኖርወይ ምስ ከሰሶም መንዩ ዋሕሶም)ንመለይ ኣብ ባይቶ ዓደቦ ክነንበልብላ ኢና’’ኣምለኽቲ ንሐደ ሰብን ጉጅለን ኣይኮናን ንሕና።

(ንህግደፋዊያን ሕልና ኣልቦ መንግስቲ ኖርወይ ምስ ከሰሶም መንዩ ዋሕሶም)ንመለይ ኣብ ባይቶ ዓደቦ ክነንበልብላ ኢና’’ኣምለኽቲ ንሐደ ሰብን ጉጅለን ኣይኮናን ንሕና።

ብጀጋኑ ሑጹባት መዓንጣ ብርጌድ ንሐመዱ’’ምስ ረዓዱ’’ናይ ህግደፍ በራዩ’’ኣብ ዓዲ ሕጊ እንዳ ተቐመጡ’’ንህዝቢ ኤርትራ ባርነት ዝምነዩ’’ኣብ ኖርወይ ሪኢናዮም ከእውዩ’’ ህዝቢ ኤርትራ ንዳግማይ መግዛእቲ ኣይኮነን ተበጅዩ’’ደገፍቲ ሕጊ ኣልቦ ፋሽሽታዊ ጉጅለ’’ተኾብኲቦም ዝኸዱ ከም ክብቲ’’ሃገር ሕክምና መብራህቲ ዘይብላ’’ያኣኽለኩም ኣብ ዝጥዕመኩም ኮንኩም ብህዝቢ ኤርትራ ዳእላ’’እታ ትንየቱላ ኤርትራ ኣብ መበል 180ተሰሪዓ ኣላ።

Ein Bild, das Kleidung, Person, draußen, Schuhwerk enthält.

Automatisch generierte Beschreibung

ዓሻ ግርም ኣሎ ዘመድ ዓሻ ሐሲምዎሎ’’መንዩ ብከቢድ ዋጋን መስዋእትን ከም ዝተረጋገጸ ልእላውነት ሃገርና ኤርትራ ዘይፈልጥ’’መንዩ ሐፋሽ እቲ ፍትሒ ዝሐረሞ ዶ’’ እቲ ተሰዲዱ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዝጠዓሞ’’ተረቲዕና ከይብሉስ ይግባይ ይብሉ’’እቲ ገዛ ሕጊዩ ዝበለ ለባም’’እቲ ቤት ጸልማዩ ዝበለ ገልዳም’’ነቲ ገዛ ሕግን ፍትሕን ኢልዎ ገዛ ጸላም’’ነዚ ሕማም ባርነት ዘለዎ’’ብዓወት ንሐፋሽ ምሽቃጥ ያኣክል በልዎ’’ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሽወደን ብሕጊ ተታሐሐሽዎ።

 

ኣልቦ ሕቶ ሪኢቶ’’ኖርወይ ዓዲ ሕጊዩ ኣይኮነን ኤርትራ’’ህግደፋዊያን ጸዋዕቲ ተካል እዋን’’ኣብ ዓዲ ሕጊ ፈንጠርጠር’’ብሰንክኹም ሕጊ ኣልቦ ኮይና ሃገር’’ፍትሒ ይንገስ’’ሕጊ ኣልቦ ማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ይፍረስ።ካብ ጀጋኑ ሰማእታትና ዝተቐበልናዮ ሕድሪ’’ጉጅለ ህግደፍ ኣይኮነን ነባሪ’’ዓወት ንሐፋሽ ብጭርሖ ዘይኮነስ ብግብሪ።

 

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ኤረና ንለብዘበን እንበር ንዓመታስ ሸዊት ለምለም፣ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ኣገልገልቶምን’’ ብኣባል ተ.ሐ.ኤ በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን 2024።