JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቤትፍርዲ ስዊዘርላንድ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ገለ የማናውያን ፖለቲከኛታት ንዘቕረብዎ ክሲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ውሳነ ሂቡሉ ነይሩ። እቲ ኣብ ከተማ ሉዛን ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ዝቐረበ ክሲ ምስ ጽልኢን ሓርነት ሓሳብካ ምግላጽን ዝተሓሓዝ'ዩ። ኣብ 2019፡ የማናዊ ሰልፊ ኤስ-ፒ-ቪ (ሸPV)፡ ኤትራውያን ኣብ...
ካብ ኤርትራ ክሳዕ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ተጓዒዛቶ፣ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጓንፍ መሪር ስቓይ'ውን ተሰኪማቶ። ጸይራቶ ግና ስቕ ክትብል ኣይመረጸትን ብመጽሓፍ ጽሒፋቶ - ሳሮን ጌታቸው። "Kidnapped in Libya" (ኣብ ሊብያ ተጨውየ) ዝሰመየታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቶም ኣብ ሊብያ ንምጻሩ ዝኸብድ ተመኵ...
ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣ . ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ ከፊሉ ካብ ሑሉፍ ታሪኽምክ ዘይትማሃሩ ንብዝሕኩም ኣሚንኩም ካብ ትጃሃሩ፣ ኤርትራዊ ኣደ ዶ እዚ ትፍደ ከብዳ ገዲፋ ዝቐጨውት ዝገዓተት ደቃ ክምለሱላ ሃንቀው...
መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ፈቲሑ ብሸነኽ ዓዲዃላ-ራማ ናብ ትግራይ ከም ዝሰደደ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ኮማንደር ጸጋይ ኣስፍሃ ንቢቢሲ ከም ዝገለጾ፡ እቶም ሰባት ዳርጋ ኵሎም ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩን ትሕቲ 45 ዕድመ ዝዀኑን እዮም። እቶም ሰባት ገሊኦም ምስ...
Load more...