ኤርትራውያን ተቐማጦ እስራኤል ከመይ ኣለዉ?

ኤርትራውያን ተቐማጦ እስራኤል ከመይ ኣለዉ?

ኣብ መንጎ እስራኤል ኢራንን ዝተወልዐ ግጭት ንሻድሻይ መዓልቱ ቀጺሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ኣብ መላእ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ስግኣትን ሰንፈላልን ከም ዘለዉ ቢቢሲ ዘዘራረቦም ነበርቲ ናይታ ሃገር ገሊጾም። እቲ ካብ ኢራን ዝትኰስ ዘሎ ሚሳይላት መብዛሕትኡ ኣብ ሰማይ እንከሎ ይብርዕን እኳ እንተሃለወ፡ ሓደሓደ ግን ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ዓሊቡ ጕድኣት የስዕብ ከም ዘሎ ይፍለጥ። ኣብ ከም ሮኾቦት፡ በተኽቲክባን ካልኦት...

Latest releases

Load more...