ፖሊስ ለንደን፡ ‘ብገበን ዕግርግር ዝተጠርጠሩ’ ኤርትራውያን ይሃድን ኣሎ
ብ30 ታሕሳስ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ካምበርወል ደቡብ ለንደን ኣብ ዝተፈጥረ ባእስን ዕግርግርን ብገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይድለዩ ከምዘለዉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ትማሊ ዝተዘርግሐ፡ ነዞም ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምውዓሎም ምትሕብባር ህዝቢ ዝጽውዕ መግለጺ ፖሊስ፡ ኣብቲ ዕግርግር፡ ልዕሊ 100 ሰባት - ገሊኦም...
Latest releases
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ
ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ጋና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ መዳልያ ተዓዊቱ።
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀንዩ::
ኣስመራ፡ ጸጥታዊ ልዝብ መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን
መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ብዛዕባ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጸጥታዊ ምትሕግጋዝ ተዘራሪቦም።
Load more...