ኤምባሲ ኤርትራ፡ ብሰኔት ኣመሪካ ንዝቐረበ ክሲ ነጺጉ
መንግስቲ ኤርትራ፡ ሽማግለ ዝምድናታት ወጻኢ ሰኔት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብ16 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ህዝባዊ ርክብ፡ ኤርትራ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ከባቢታት ምትእኽኻብ ሰራዊት ተካይድ ከም ዘላ ንዝቐረበሉ ክሲ ብትሪ ነጺጉ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፡ እቲ ዝቐረበ ክሲ፡ "ፍጹም መሰረት ኣልቦን ዘደናግርን፡" ምዃኑ ገሊጹ። እቲ ኤምባሲ፡ "ኵሎም ኣባላት ሰራዊት [ኤርትራ] ምሉእ ብምሉእ...
Latest releases
ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ሰብ ተስፋን ሰብ ጓህን ኣብ ጐደና ግጋባ - ካምፓላ
ግዱድ ስደት ሰባት ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ እቲ ዝለዓለ ፍልሰት ሰባት ኰይኑ ዘሎ እዩ። ዩጋንዳ ድማ፡ ንዓመታት ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምና ብቐጻሊ ንስደተኛታት ዝቕበል ክፉት ፖሊሲ ዘለወን ሃገራት ኰይና ጸኒሓ።
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳያይስን ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያን እንታይ ዘትዮም?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
Load more...