'ሰራዊት ኤርትራ ዝሓዞም ግዝኣታት ባዕሉ ይፈልጦም እዩ' - ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

'ሰራዊት ኤርትራ ዝሓዞም ግዝኣታት ባዕሉ ይፈልጦም እዩ' - ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ግዝኣታት ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ከውጽእ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብር ብምባል ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሆርን ሪቪው ድሕሪ ምጽሓፉ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣበይ ከምዘሎ ብዝምልከት ቢቢሲ ሕቶታት ኣቕሪቡሉ። ንሱ ነዚ እንክምልስ፡ "ንሳቶም ዝሓዝዎ ግዝኣት ባዕልቶም ይፈልጡ እዮም" ኢሉ። እቲ...

Latest releases

Load more...