JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ ንኤርትራ ኣብ "ምክፋእን ምስይጣንን" ተጸሚዱ ከምዘሎ ኤርትራ ከሲሳ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ተቓውሞ፡ ሃገሩ "ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘየቋርጽ ጽልኢ ኣለዋ" ንዝብል ብወገን ሰልፊ ብልጽግና ዝወጽእ ዝበሎ ክሲ መሰረት ከምዘይብሉ ገሊጹ። "ኤርትራ ንገስጋስን ብልጽግናን ሃገራ...
ብውሕዱ 15 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ ፍርጅ ተዓጽዮም ካብ ፈረንሳ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምኻድ ኣብ ዝጓዓዝሉ ዝነበሩ እዋን፡ ሓገዝ ደልዮም ድሕሪ ምእዋዮም ክድሕኑ ከም ዝኸኣሉ ተፈሊጡ። እቲ ፍጻመ ሰንበት ንግሆ እዩ ኣጓኒፉ። እቶም ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ካለይ (ሰሜናዊ ፈረንሳ) 72...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደቂ ጋንትኡ ርሒቑ እዩ ልምምድ ክገብር ጸኒሑ። እዚ ዝዀን ዘሎ ድማ ኣሰልጣኒ ኒውካስል ኤዲ ሆው "ኣብዚ እዋን'ዚ ምስታ ጕጅለ ክንሓውሶ ከም ዘይንኽእል ንጹር'ዩ፡" ድሕሪ ምባሉ'ዩ። ሊቨርፑል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ኣጥቃዓይ ብ110 ሚልዮን ፓውንድ ክትዕድግ ሕቶ ኣቕሪባ'ኳ እንተነበረት፡ ኒውካ...
ቤትምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና "ዝተናውሐ ኲናት ዝተኾለፎም ጸላእቲ" ኢሉ ዝገልጾም ሓይልታት፡ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ከለዓዕሉ ይፍትኑ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። እቲ ቤትምኽሪ ሽም ናይቶም "ጸላእቲ" ኢሉ ዝጠቐሶም ሓይልታት ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ንዝንቀሳቐሱ "ኣኽረርቲ"...
Load more...