JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ - እቲ 125 ሚልዮን ፓውንድ ዝወጸሉ ዝኸበረ ኣጥቃዓይ፡ ንኢፕስዊች ታውን ስዕረት ኣስኪሙ ኣብ መወዳእታኡ ኣብ ሊቨርፑል ስሙ ኣንጊሱ። ኮዲ ጋክፖ ብወገኑ ብዘርኣዮ ሰሓቢ ብቕዓት፡ ካብታ ክለብ ብዘይምውጽኡ ከም እተምስግን ገይሩዋ ኣምስዩ። እቲ ኣብ ሰፎክ ዝተኻየደ ሰሓቢ ናይ ዓርቢ ጸወታ ቀንዲ ጭቡጥ...
ኣብ ኤርትራ ሓጺር ምብጻሕ ዘካየደ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብምርኻብ ተዘራሪቡ። ሎሚ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወ ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብዛዕባ "ክልተኣዊን ሓባራዊ ንክልቲኦም ወገናት ዘገድሱ ሓፈሻዊ ጉዳያትን" ከምዝተላዘበ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሓቢሩ። "...
ኩለን ሃገራት ንልኡላውነትን ዶባትን ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ፈጻሚት ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ተማሕጺና። ክሪስቲን ኢ መየር ኣብ ማሕበራዊ ገጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘውጽኣቶ ጽሑፍ'ያ ነቲ መግለጺ ሂባ። ሃገራ ንልኡላውነት ኤርትራ ከምእተኽብሮ'ውን እታ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ኣስመራ ዝተመደበት ኣመሪካዊት...
ኣብ ሚስ ዎርልድ 2026 ንኤርትራ ወኪላ እትወዳደር ዘላ ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን ኣብቲ ውድድር ሽዱሽተ ሚልዮን ድምጺ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ዓለምን ኣፍሪቃን ዝለዓለ ድምጺ ኣመዝጊባ ብዝለዓለ ብቕዓት ትመርሕ ኣላ። እዚ ዓወት እዚ ግን ብልክዕ እንታይ ማለት እዩ፣ ስለምንታይከ ብዙሕ ኣቓልቦ ስሒቡ? ድምጺ ምርጫ ህዝ...
Load more...