دانكاليا ليست للبيع — وطن يستحق الدفاع عنه
دانكاليا ليست مجرد منطقة على الخريطة؛ إنها ذاكرة حيّة منحوتة على حافة البحر الأحمر، مكان يحمل فيه النسيم قصصًا أقدم من الحدود، وحيث عاش شعب العفر بكرامة وشجاعة وولاء لا ينكسر عبر قرون طويلة. تلمع...
Latest releases
ወየ ወየ ኣታ ወልደኣብ ዓርከይ እንታይ ተረኸበ
ወየ ወየ ወልደኣብ ዓርከይ ዓሪፍካ ምስ ሰማዕኩ ብዙሕ ነቢዔ፣ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ፈስቲቫል ካስል ምስ ተራኺብና፣ናይ ግዜ ንእስነትና ናይ ማይ ፓውዛን ኣርባዕተ ኣስመራ ዘኪርና ብዙሕ ኣዕሊልና፣ነጻነት ብሐርነት ስለ ዘይተዛዘመ ንግዝኣተ ሕጊ ክንዝቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዋዕላ ኣቃቂ ዝካኣለና ገርና፣ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ከይተሐለለ ክሳብ ዕረፍቱ ዝተቃለሰ ሐርበኛ ኤርትራዊ።...
ኣድህቦ ዝሰኣነ ሰቘቛ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ክልል ዓፋር እንታይ ይመስል?
ልዕሊ 40 ደረጃ ሰልሰስ ኣብ ዝምቘቱ ቦታ፡ እሞ ድማ ከም ማይ፡ መግብን መድሓኒትን ዝኣመሰሉ መሰረታውያን ቀረባት ኣብ ዘይብሉ ምንባር ክሳዕ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ ንምርድኡ ኣጸጋሚ ኣይኰነን። ይዅን'ምበር፡ እዚ ነቶም ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ፡ ኣብ ክልል ዓፋር ኢትዮጵያ ተደኲኑ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራውያ ዕለታዊ መንብሮኦም እዩ። እዞም መብዛሕቶኦም ተወለድቲ ብሄረ ዓፋር ዝዀኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ እቲ ህይወት ኣዝዩ ከቢድ ምዃኑ ብምጥቃስ መንብሮኦም እንታይ ከም ዝመስል ንቢቢሲ ሓቢሮም...
ኣፍደገ ባሕሪ / ኣፍደገ ሓዊ
ብሓጺሩ !ብኣዚዩ ዝሓጸረ ገለጻ ፡ኤርትራ ከም ኩለን ዓጽመስጋዊ ቋንቋዊ . . . ዝምድነኤንኣብ ግምት ከይኣተወ ብመግዛዕቲ ብካራ ተተርቲረን ቅርጸን ዝሓዛ ሃገራት`ያ ፤ኤርትራ ከም ኩለን ብዓመጽ ብካራ ተተርቲረን ቅርጸን ዝሓዛ`ሞ ብኣህጉራውን ኣፍሪቃውንውዑላት ዶባተን ክረግእ ዝተገብረ ሃገራት ኣብ ርእሲ ምዃና፤ ን30 ዓመት ነቲ...
ዝኽሪ ላምፐዱሳ፡ ህይወት ኣማኢት ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ህልቂት
መበል 12 ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኣብ ገማግም እታ ኢጣልያዊት ደሴት ዝተኻየደ ስነስርዓት ዝኽሪ፡ ሰብመዚ መንግስቲ፡ ተሓለቕቲ፡ መሓዙትን ቤተሰብን ግዳያት ተረኺቦም ነይሮም። ክልዕ ከምዛ ሎሚ፡ 03 ጥቅምቲ 2013፡ ካብ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ቈሪጾም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝተገበሱ፡ ቆልዑ ዝርከብዎም 368 ኤርትራውያን ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ብዘስካሕክሕ ኩነታት ከምዝጠሓሉ ይዝከር።

























