ኤርትራ፡ ኣብ መኣዲ ኢትዮጵያ ከምዘይትዕደም ገሊጻ

ኤርትራ፡ ኣብ መኣዲ ኢትዮጵያ ከምዘይትዕደም ገሊጻ

ኤርትራ፡ ነቲ ብምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊታ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክትስሕብን ንልዝብ ድልውቲ ክትከውንን ዘቐረበ ጻውዒት፡ "ብቃናኡን ትሕዝቶኡን ዘስደምም" ምዃኑ ብምግላጽ፡ ሕጂ'ውን ኣብቲ መኣዲ ከምዘይትዕደም ገሊጻ። እቲ ሰኑይ 9 ለካቲት ብመንገዲ ምኒስትሪ ዜና ዝወጸ ምላሽ፡ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ ጥሕሰት ልኡላዊ ግዝኣት ኢትዮጵያን ምድጋፍ ዕጡቓት ሓይልታትን ዝኸስስ መግለጺ፡ "ናይ ሓሶት ጠቐነ፡" ኢሉ ብምግላጽ "ንጥጁእ ዕላማ ዝተፈብረኸ፣ ብቃናኡን ትሕዝቶኡን...

Latest releases

Load more...