JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ቢንያም ግርማይ ካብታ ኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን ዝተጻወተላን ዓበይቲ ዓወት ዝተጎናጸፈላን ቤልጂማዊት ጋንታ ኢንተማርች ብወግዒ ከምእተፋነወ እታ ጋንታ ኣብ መርበብ ሓበሬታኣ ኣፍሊጣ። ቢንያምን ኢንተርማርችን ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን 12 ናይ መድረኽ ዓወት ከመዝግቡ እንከለዉ፡ ልዕሊ 40 ግዜ ኸኣ ናብ ፖ...
ምኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምብጻሕ ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንኻልእ መዓላ ይጥቀመሉ ከም ዘሎ ወቒሱ። ኣብ ኤክስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ወጻእተኛታት ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሩዎ "ንቡርን ስሩዕን" ምብጻሕ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ...
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘካየዶ ኣዘራራቢ ቃለመሕትት፡ ብዛዕባ ኤርትራ፡ ወጥሪ ዝፈጠረ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ፡ ውሽጣዊ ኵነታት ኢትዮጵያ፡ ከምኡ'ውን ውልቃዊ ፖለቲካዊ መርገጺታቱን ሓለቓኡ ኣቢይ ኣሕመድን ተዛሪቡ'ሎ። ኣብቲ ብፍሉጥ ጋዜጠኛ መህዲ ሓሳን ኣብ መደበር ዜና ኣልጀዚራ ዝቐርብ መ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ዘካየደ ላዕለዋይ ኣመሪካዊ ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ምብጻሕን ዝገበሮ ርክባትን ተዛሪቡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ እቲ ናይ እዚ ኣፍሪቃ (ኣፍሪካ ኮማንድ/ኣፍሪኮም) ኣዛዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ናብታ ሃገር በጺሑ ከምዝነበረ ብምጥቃስ፡ ኢትዮ...
Load more...