JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣመሪካን ኢትዮጵያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጸጥታን ምርግጋእን ንምድንፋዕ ክልተኣዊ ስምምዓት ከም ዝፈረማ ገሊጸን። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩብዮን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያን ጊዴዮን ጢሞተዮስ ኣብ ሞንጎ ኣመሪካን ኢትዮጵያን ክልተኣዊ ዘተ ንምግባር ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝነበረ ኣኼባ ተራኺቦም ነይሮም። እዚ...
ብሰንኪ ናህሪ ዋጋ ናብራን ሓድሽ ተክኖሎጅን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝፍጸም ምዝመዛ ቅድሚ ሕጂ ተመዝጊቡ ኣብ ዘይፈልጥ ደረጃ በጺሑ ከም ዘሎ ናጻ ኮምሽነር ጸረ-ግልያነት (IASC) ኣጠንቂቑ። ኣብ 2025፡ ልዕሊ 23,000 ግዳያት ዘመናዊ ግልያነት ናብቲ ኮምሽን ቀሪቦም ኣለዉ፤ እዚ ከኣ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብ22% ወሰኽ...
ምንጪ ስእሊ, DM 10 ጉንቦት 2026, 09:16 EAT ንባብ: 5 ደቓይቕ ብ1992፡ ኤርትራዊ ስነ-ማሕበረሰበኛ ፕሮፈሰር ዓብዱልቃድር ሳልሕ መሓመድ፡ ኤርትራ ናጻ ኰይና ኢሉ ካብ ዓዲ ስደት ኣብ ሃገሩ ንኽምህር ጠቕሊሉ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። ኵነታት ሓዲስ ህይወቱ ኣብ ኤርትራ ብጽቡቕ'ኳ እንተ ጀመሮ፡ ደሓር ግን ናብ...
ኣብ በርሚንግሃም ሃገረ እንግሊዝ፡ "ምኽንያት ሞት ሓደ ካልእ ኤርትራዊ እዮም" ዝተባህሉ ክልተ ኤርትራውያን ብሰሉስ 5 ግንቦት ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተኸሰስቲ ስምኦን ገብረንጉስ ዝተባህለ ወዲ 44 ዓመት፡ ቢቢ ጊላዝጊን ወዲ 31 ዓመት መንእሰይን ኰይኖም፡ ኣብ ኣማውታ ናይቲ ወዲ 33 ዓመት ዝዀነ ብርሃነ ጸጋ...
Load more...