Latest releases
- Details
ሓያለ ኤርትራውያን መንእሰያት፣ ኣብታ 'ኣደ ድኻን ስደተኛን' ብምባል ዝገልጽዋ፡ ብዂናት ሓድሕድ ትሕመስ ዘላ ሱዳን ተሰዲዶም፡ ክሰርሑ፡ ክመሃሩን ዝሓሸ ዕድልን ኣማራጺታት ክህባና ይኸእላ እየን ናብ ዝበልወን ሃገራት ንምስጋር ንመስርሕ ቪዛ ክጽበዩን ከም ዝጸንሑ ዝፍለጥ እዩ። ክልተ ዓመቱ ዘሕለፈ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን...
- Details
እታ ብዘይ እቲ ናብ ሊቨርፑል ክኸይድ ኣለኒ ኢሉ ሓንጊዱ ዘሎ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣንጻር ኣስቶንቪላ ዝተጋጠመት ኒውካስል ኣብ መኸፈቲ ጸወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/2026 ብዘይሸቶ ማዕረ ምፍልላያ ደገፍታ ኣእዳዎም ናብ አሌክሳንደር ኢሳቕ ከወጣውጡ ቀሲብዎም ኣሎ። ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ቀንዲ ኣጥቃዓይ እታ ጋን...
- Details
ኣብ መላእ ክፋላት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብርቱዕ ዝናብ ክዘንብ ትጽቢት ከም ዝግበርን ገለ ቦታታት ድማ ልዑል ሓደጋ ውሕጅ ከም ዘጋጥሞምን ማእከል ትንበያን ኣተገባብራን ክሊማ ኢጋድ ሰሙናዊ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። እቲ ዝለዓለ ዝናብ ልዕሊ 200 ሚ.ሜ ዝበጽሕ ኰይኑ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ማእከላይን ሰሜንን ኢትዮጵያ፡ ገለ...
- Details
ኣብ መወዳእታ ሓምለ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ንህዝቢ እንዳባጉና ዘሰንበደ ሓደ ዘሕዝን ክስተት ተፈጺሙ ነይሩ። ወዲ 7 ዓመት ቈልዓ ጨውዮም ንወላዲቱ ገንዘብ ሓቲቶም፣ እቲ ገንዘብ ምስ ተቐበሉ ድማ ንውሉዳ ቀቲሎም ኣብ ቢንቶ ደርብዮሞ ከይዶም። ጓል 32 ዓመት ዮርዳኖስ ጋይም ኣደ ክልተ ቈልዑ እያ። በዅራ...
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50
51
52
53
54
55
56
57
58
59
60
61
62
63
64
65
66
67
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
79
80
81
82
83
84
85
86
87
88
89
90
91
92
93
94
95
96
97
98
99
100
101
102
103
104
105
106
107
108
109
110
111
112
113
114
115
116
117
118
119
120
121
122
123
124
125
126
127
128
129
130
131
132
133
134
135
136
137
138
139
140
141
142
143
144
145
146
147
148
149
150
151
152
153
154
155
156
157
158
159
160
161
162
163
164
165
166
167
168
169
170
171
172
173
174
175
176
177
178
179
180
181
182
183
184
185
186
187
188
189
190
191
192
193
194
195
196
197
198
199
200
201
Load more...
All items
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.