JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ላዕላዋይ ቤትፍርዲ ኬንያ፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጽኡ ሓተትቲ ዕቝባ ስደተኛታት ኣገልግሎት ምዝገባ ደው ንዘብል መምርሒ ካብ ምትግባር ዓጊቱዎ። ዳኛ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ጃስቲስ ቻቻ ምዊታ፡ ብሓሙሽተ ኣካላት ሰብኣዊ መሰላትን ተጣበቕቲ ስደተኛታትን ዝቕረበ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር መሰረት ዝገበረ ጥርዓን ክሳዕ ዝስማዕ...
ድሕሪ ኲናት 1870፡ ዓበይቲ ሓይልታት ኤውሮጳ ንኣፍሪቃ ክማቐላ ምስ ነቐላ፡ ኢጣልያ ነቲ ናብኣ ዝቐረበ መሬት ኣፍሪቃ፣ ማለት ቱኒስ ክትረክብ ብናይ ሻቡ ስነ-መጎት ባህርያዊ ነበረ። ኢጣልያ ናብ’ዛ ካብ ጎቦታት ኣልጵስ ቀጺላ እተራኽብ ሓውሲ ደሴት ኣፍሪቃ ዝኾነት ቱኒስ ሰፋሮን ነጋዶን ሰዲዳ፣ ገንዘብ ኣብ ስርዓተ-መስ...
ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ሓምለ፡ ኣብ ከተማ ጊንዳዕ እትርከብ ፍልጥቲ ማእከል 'ሕፍዚ ቍርኣን' ሃንደበት ድሕሪ ምዕጻዋ፡ ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ድማ ኣካያድን ሸኽን እታ ቤት ትምህርቲ ዝነበሩ ሸኽ ኣድም ጃብር ሻዕባን ተኣሲሮም ክሳብ ሕጂ ሃለዋቶም ይዅን ኵነታቶም ከምዘይፍለጥ፡ መቕርቦም ይገልጹ። ነዚ ፍጻመታት መሰረት ብምግባ...
ኣብ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያ፡ ስም ኣቡነ ማርቆስ ክለዓል እንከሎ፡ ኣብ ክባቢኦም ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ኣካላት ኣብ ሓሳብና ጦብላሕ ይብሉና። ንኣብነት ከም በዓል ራእሲ ኪዳነማርያም ገብረመስቀል በዓል ዓረዛ፡ 'ማሕበር ፍቕሪ ሃገር'፡ ሰልፊ ሕብረት፡ ቀሺ ዲመጥሮስ ገብረማርያም፡ ተድላ ባይሩ፡ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ከም...
Load more...