JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ መንጎ ልኡላዊ ክብሪ ንግስነትን ቃልሲ ሓርነት ኤርትራን ተወጢሩ ዝነበረ ራእሲ ኣስራተ ካሳ፡ ኣብ ታሪኽ ምምሕዳር ኤርትራን ዳሕረዎት ዓመታት ስርዓት ሃይለስላሰን ስትራተጅያዊ ጽልዋ ካብ ዝነበሮም ሰበስልጣን እቲ ቀንድን ወሳንን ነበ ረ። እዚ ብ1 ግንቦት 1922 ኣብ ፈቸ (ኣምሓራ) ዝተወልደ ብርቱዕ ጽልዋ ዝነበሮ...
ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፡ መራሕቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪ ዘቕርብዎ ዘለዉ ተደጋጋሚ ምጕት "ዘይሕጋውን ተዅታዅን" ክብል ተቓውሞኡ ገሊጹ። እቲ ምኒስትሪ ትማሊ 29 ምያዝያ 2026 ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ እዚ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝስማዕ ዘሎ ትረኻ፡ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኣብ ልዕሊ ልኡላውነትን መሬታዊ ሓድነትን...
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን ንዓሰርተታት ዓመታት ብጥርጣረን ዞባዊ ምስሕሓብን ተጸልዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ግዜ'ዚ ናብ ሓድሽ ስትራተጅያዊ ምዕራፍ ይሳገር ከም ዘሎ ምልክታት ይረኣዩ ኣለዉ። ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል ከም ዝጸብጸቦ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ንዝጸንሐ እ...
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ዛዕባ ተበግሶታት ምልዓል እገዳን ምምሕያሽ ዝምድናን ኤርትራን ኣመሪካን ኣመልኪቱ ዝወሃብ ዘሎ ርእይቶታት ምላሽ ሂቡሉ። ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝጸንሐት እገዳ ብኸፊል ከተልዕልን ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ከተመሓይሽ ዓቢ ዜና ኰይኑ ቀንዩ እዩ። እ...
Load more...