JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኤውሮጳዊት ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስ መነባብሮኦም ዝተሓሓዝ ጥርዓን ኣቕሪቦም ነይሮም። እቶም ብኣማኢት ዝቝጸሩ ስደተኛታት፡ መንግስቲ ነቲ ኣጋጢምዎም ዘሎ "ቅልውላው መንበሪ ገዛ" ክፈትሓሎም'ዮም ዝጽውዑ ዘለዉ። ቢቢሲ ትግርኛ ብዛዕባ'ቲ ኵነታት ዘዘራረቦ ኣብታ...
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክግበር ዝጸንሐ ዳርባ ቃላትን ወጥርን ሕጂ'ውን ይቕጽል ኣሎ። ምኒስተር ዜና ኤርትራ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ-ባሕሪ ዝህብዎ ዘለዉ መግለጺታት "ክሕሰብ ወይ ክስገር ዘይብሉ ቀይሕ መስመር እዩ" ብምባል "ግጉይን ሓላፍነት ዝጎደሎን'ዩ" ክብል ነቒፉ።...
ኤርትራ ነቲ ኣብዚ ሰሙን ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝወጽአ ንናጽነት ኤርትራን ተበጻሕነት ቀይሕባሕሪን፡ "ዳግማይ ክሕሰበሉ ኣለዎ" ዝብል ሓሳብ ዝሓዘ ሓድሽ መግለጺታት፡ "ዝደጋገም መሰልከይን ፖለቲካዊ ዕሽነትን፡" ኢላ ብትሪ ብምንጻግ ምላሽ ሂባትሉ። ኣብቲ ምኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል ብመንገዲ ኤክስ ዝሃቦ ምላሽ፡ "...
ብጅግና ስዉእ ሐምድ እድሪስ ዓዋተን ብጾቱን ብታሪኻዊት መስከረም ዝተጀመረ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ወትሩ እንዳ ተዘከረት ትበር። ንታሪኻዊት ሐደ መስከረም ኣብ መበለ 64 ዓመታ ብሽም ጀጋኑ ሰማእታት ብልሳን ውጹዓት መጸዋዕታ ከምቲ ጅግንነት ጎቦ ኣዳል ንመግዛእቲ ህግደፍ እንቢ ባርነት ህግደፍ ብሐርነት ክዛዘም ቅሳ...
Load more...