JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንዓመታት ዝጸዓነቶ እገዳ ከተልዕን ነቲ ዝሕቱል ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ፡ ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል፡ ብ22 ምያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ሓተታ ኣመልኪቱ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ኣመሪካ ዝዀነ ጆርናል፡ እታ ሃገር ምስታ "ኣብ ተነጽሎ ዘላ...

ንጉዳይ ሱዳን ኣመልኪቱ ካብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ጸብጻብ፡ ብኢማራት ዝምወል መርበብ ዕሱባት ኮሎምቢያውያን፡ ኣብ ጐድኒ ሓይልታት ዳዕመ-ሰሪዕ ተሰሊፎም ንከተማ ኣልፋሸር ንምቍጽጻር ምሕጋዞም ከምዘረጋገጸ የቃልዕ። እቲ 'ኮንፍሊክት ኢንሳይትስ ግሩፕ' (CIG) ዝጽዋዕ ትካል ትንታነ ጉዳያት ጸጥታ፡ ዘካየዶ...
ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ኣብቲ ን144 ሃገራት ዝዳህሰሰ መበል 65 ዓመታዊ ጸብጻቡ፡ ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣዝዩ ዘሰክፍ ምህላዉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ "ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ዓለም 2026" ብዝብል ኣርእስቲ ዝወጽአ ሰነድ፡ ኣብ መላእ እታ...
Load more...