JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

መንግስቲ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ነቲ ናብታ ሃገር ትገብሮ ዝነበረት ሰደድ ኤለክትሪክ ደው ከም ዘበለቶ ብምኽሳስ፡ እዚ ስጕምቲ ነቲ ብዂናት ትሕመስ ዘላ ሃገር ዘጋጥም ዘሎ ጸገም መብራህቲ መመሊሱ ከም ዘጋደዶ ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና 'ሱዳን ትሪብዩን' ንምኒስትሪ ጸዓትን ነዳድን ሱዳን ብምጥቃስ ከም ዝጸብጸቦ፡ እቲ ካብ ኢትዮጵ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣመሪካን ኤርትራን ዝጀመርኦ ጽምዶ ብምቕጻል ተዘራሪበን ነይረን። እቲ ኣብ ግብጺ ዝተኻየደ ርክብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን መስዓድ ቡሎስ ኣብ ዘካይድዎ'ዩ። ዋሽንግተን ኣብ ልዕሊ ኣስመራ ዘንበረ...
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን መስዓድ ቡሎስ ኣብ ካይሮ ተራኺቦም ዘተዮም። እቲ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝዀነ ብሎስ፡ ብመንገዲ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ምስ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናታት ክልቲአ...
ኤርትራ፡ ነቲ ብወለዶታት ክሰጋገር ዝጸንሐ ዘይጭበጥ ባህላዊ ቅርስታታ ንምዕቃብን ኣብ ዓለምለኻዊ መዝገብ ንምስፋርን ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕማ ንምዕባይ ትሰርሕ ከም ዘላ መርበብ ሓበሬታ ትካል ትምህርቲ፡ ሳይንስን ባህልን ሕቡራት ሃገራት (ዩኔስኮ) ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣብ መላእ ኤርትራ ምድላው...
Load more...