JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ መላእ ዓለም፡ ኣብ መንግስታዊ ኣገልግሎታት ዝፍጸም ብልሽውና ዓመታዊ ዝከታተል ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፡ ናይ 2025 ደረጃ ብልሽውና ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እቲ ጸብጻብ 182 ሃገራት ዝሰርዐ ክኸውን ከሎ፡ ንኤርትራ ካብተን ኣዝየን ብብልሽውና ዝተጠቕዓ ቀዳሞት ሃገራት ሰሪዑዋ። ኢትዮጵያ ምስ ጐረባብታ ሃገራት ብምን...
ኤርትራ፡ ነቲ ብምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊታ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክትስሕብን ንልዝብ ድልውቲ ክትከውንን ዘቐረበ ጻውዒት፡ "ብቃናኡን ትሕዝቶኡን ዘስደምም" ምዃኑ ብምግላጽ፡ ሕጂ'ውን ኣብቲ መኣዲ ከምዘይትዕደም ገሊጻ። እቲ ሰኑይ 9 ለካቲት ብመንገዲ ምኒስትሪ ዜና ዝወጸ ምላሽ፡ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ ጥሕ...
ባይቶ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ (ሴካፋ) ንኤርትራዊ ኣቶ ጳውሎስ ወልደሃይማኖት ንዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመት ፕረዚደንት ናይቲ ማሕበር ኰይኑ ክሰርሕ መሪጹዎ። እቲ ብ7 ለካቲት ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ምርጫ፡ 11 ኣባላት ሃገራት፡ ካፍ፡ ፊፋን ካልኦት መሻርኽቲ ኣካላትን ዝተሳተፍኦ ምንባሩ መርበ...
ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክወጽእን ንልዝብ ድሉው ክኸውንን ጸዊዑ።ብመንገዲ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ጊዴዮን ጢሞትዮስ [ዶ/ር] ንመዘናኡ ምኒስተር ዑስማን ሳልሕ ብቀዳም 07 ለካቲት ዝተጻሕፈ ምዃኑ ዝተመልከተ ደብዳበ፡ ኤርትራ ልኡላዊ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት...
Load more...