JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ (ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ)፡ ድሕሪ ናይ 18 ዓመታት ብኩራት ናብ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2027 ብምምላስ ሓድሽ ጕዕዞ ጀሚራ ኣላ። ኣብዚ ቀረባ እዋናት ምስ ኢስዋቲንን ኬንያን ኣብ ዝገጠመቶ ተስፋ ዝህብ ጅማሮ እኳ እንተ ኣረኣየት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ደጋፊኣ ግን ጸወታታት ሃገራዊ...
ምንቅስቓስ ሑቲ የመን ኣንሳር ኣላህ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ጥቓ መጻብቦ ባብ ኤል መንዳብ ዝርከቡ ስትራተጅያዊ ከባቢታት ድሕሪ ምቁጽጻሮም፡ ዝያዳ ዝሓየለ ጽልዋ ዘለዎም ይመስል። እዚ ፍጻመታት እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ኣብ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ሑቲ ዝተራእየ ርኡይ ምዕባለ ዘንጸባርቕ እዩ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ኣብ...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ንመጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2027 ኣንጻር ኬንያ ንምግጣም፡ ሎሚ 26 መስከረም 2026 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝርከብ ስታድዩም ኒያዮ ናብ ሜዳ ክትወርድ እያ። ነዚ ኣመልኪቱ ትማሊ ኣብ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ግብጻዊ ሓሽም ያካኒን...
ቀዳም ኣንጻር ሃገራዊት ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ ቀዳማይ እግሪ ንመጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ጸወታ ተሰሪዕሎም ዘሎ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ፡ ምስ ክፍሊት ብዝተሓሓዝ ጉዳይ ልምምድ ከም ዘየካየዱ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ዘካየድዎ ጸወታታት ንዝተኣተወሎም መብጽዓ ኣበል ኣይተኸፈልናን ብምባል ካብ ልምምድ ከምዝበዀሩ ማ...
Load more...