JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ወዲ 35 ዓመት መሓመድ ዓብደላሂ መሓመድ፡ ኣብ መጀመርታ ዕስራታት ዕድመኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ብጃልባ ዝገበሮ ንህይወቱ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጕዕዞ ምንባሩ ይዝክር። ከምቶም ካልኦት ብዙሓት ስደተኛታት፡ ዝሓሸ ዕድላት ንምርካብ እዩ ካብ ዓዱ ሶማልያ ክወጽእ ዝወሰነ። "ምብራቓዊ መስመር" ተባሂሉ ዝፍ...
ብምኽንያት እቲ ሎሚ ዝብዓል ዘሎ መዓልቲ 'ፕረስ'፡ ኣብ ዝወጽአ መግለጺ፡ ናይ ፕረስ ነጻነት ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ክነጻጸር እንከሎ ኣብ ዝኸፈአ ደረጃ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። እቲ ናይ 180 ሃገራት ዝሓቆፈ ጸብጻብ፡ እታ ንዝበዝሐ ዓመታት ኣብ ነጻነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት እተስራዕ ኤርትራ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ኣብ መበል...
ኣብ ፓኪስታን ኣብ ላሆር ዝነብር ኣቦ፡ ካብ ኖቫ ስኮትያ ዝመጸ ኣማተር ተጻዋታይ ሆኪ - ከምኡ'ውን ካብ ሂዩስተን ቴክሳስ ዝመጸ ኬቨን ዝበሃል ሰብኣይ እንታይ የራኽቦም?ኵሎም ምስ ‘ቻነል 3ናው’ [Channel3Now] ዝተኣሳሰሩ እዮም። እዚ መርበብ ሓበሬታ፡ ነቲ ብሰንኪ መጥቃዕቲ ሳውዝፖርት ዝተኸሰሰ ወዲ 17 ዓመት...
ኣብ ዩጋንዳ፡ ብዓሰርታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ መብዛሕትኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን መንእሰያት ስደተኛታት ኣለው። እዚኦም፡ ብፖለቲካውን ቁጠባውን ምኽንያት ካብ ሃገሮም ዝተሰዱ ኰይኖም፡ እቶም ዝበዝሑ ናብ ካናዳን ኣመሪካን ንክኸዱ ብተስፋ ዝጽበዩ’ዮም። ቢቢሲ ዘዘራረቦም ስደተኛታት፡ እቲ መስርሕ ብውሑድ ኣስታት ሰለስተ...
Load more...