JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ባንክ ኤርትራ፡ ውልቀ-ሰባትን ብሕታዊ ትካላትን ንዝተወሰነ እዋን ኣብ ኢዶም ክሕዝዎ ዝኽእሉ መጠን ጥረ ገንዘብ ናቕፋ ብደረጃታት ዝድርት ሓድሽ ሕጋዊ ምልክታ ኣውጺኡ። እዚ ሎሚ 9 መስከረም 2026 ኣብ ጋዜጣ ኣዋጃት ኤርትራ ተሓቲሙ ዝወጽአ "ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 134/2026"፡ ኣርባዕተ ዓንቀጻት ዝሓዘ ኰይኑ፡ ምንቅ...
ንኤርትራ ንምድጋፍ ብትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ ንድፊ ዕዮን ባጀትን ተቐባልነት ረኺቡ። እቲ ብሰኑይ 7 መስከረም ብፈጻሚ ቦርድ ዩኒሴፍ ዝጸደቐ ሰነድ፡ ልዕሊ 63 ሚልዮን ዶላር ($63,220,000) ዝግመት ኰይኑ ኣብታ ትሑት እቶት ዘለዋ ሃገር ንዝርከብ ትካላትን ስርዓታትን ንምሕያል ዝዓለመ ምዃኑ ጨንፈር...
ኬንያ ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ነጋዶ ንኣሽቱ ድኳናትን ሸቐጥ ጐደናን ትወስዶ ብዘላ ስጕምቲ፡ ከም ስደተኛታት ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም ዜጋታት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ከቢድ ፍርሒን ሻቕሎትን ከም ዘለዉ ተፊሊጡ። መንግስቲ ኬንያ፡ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ስዒቡ ፡ ኣብ ል...
ንኤርትራ ወኪላ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ዓለምለኻዊ ውድድር ወይዘሪት ዓለም (Miss World) ኣብ ከተማ ንሃ ትራንግ፡ ቬትናም ዝተሳተፈት ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን፤ ኣብቲ ብ5 መስከረም 2026 ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መድረኽ፡ ምስተን ቀዳሞት 6 ብሉጻት ተወዳደርቲ ተረቚሓ፡ ብሚልዮናት ብዝቝጸር ህዝባዊ ደገፍን ብም...
Load more...