JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደቂ ጋንትኡ ርሒቑ እዩ ልምምድ ክገብር ጸኒሑ። እዚ ዝዀን ዘሎ ድማ ኣሰልጣኒ ኒውካስል ኤዲ ሆው "ኣብዚ እዋን'ዚ ምስታ ጕጅለ ክንሓውሶ ከም ዘይንኽእል ንጹር'ዩ፡" ድሕሪ ምባሉ'ዩ። ሊቨርፑል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ኣጥቃዓይ ብ110 ሚልዮን ፓውንድ ክትዕድግ ሕቶ ኣቕሪባ'ኳ እንተነበረት፡ ኒውካ...
ቤትምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና "ዝተናውሐ ኲናት ዝተኾለፎም ጸላእቲ" ኢሉ ዝገልጾም ሓይልታት፡ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ከለዓዕሉ ይፍትኑ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። እቲ ቤትምኽሪ ሽም ናይቶም "ጸላእቲ" ኢሉ ዝጠቐሶም ሓይልታት ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ንዝንቀሳቐሱ "ኣኽረርቲ"...
ኣቦመንበር ህወሓት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ርክባት ኤርትራን ትግራይን ኣመልኪቱ ተዛሪቡ። ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል፡ ኣብቲ ውሑዳት መንግስታዊ ጋዜጠኛታት ጥራይ ዝተዓደምሉን ሕቶን መልስን ዘይነበሮን መግለጺ፡ ኣብ ውሱናት ጉዳያት እዩ መብርሂ ሂቡ። "ንሕና ምስ ኵሎም ጐረባብትና ሰላም ኢና ን...
ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ብየመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ዝተሃረመት ንግዳዊት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒላ ምንባራ ይዝከር። እታ ኢተርኒቲ ሲ ዝተብሃለት ባንዴራ ላይበርያ ዝሰቐለትን ብግሪኻዊ ትካል እትመሓደርን መርከብ ጽዕነት ናብ ከርሲ ባሕሪ እያ ተሸሚማ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት'ውን ሓንቲ ከሚካል ዝጸዓነት መርከብ...
Load more...