JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ፡ ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ኣብ ዓመት ክልተ ግዜ ኣብ ዘሕትሞ "ናይ ዞባ ቍጠባዊ ትንበያ"፡ ኣብ ናይ ምያዝያ 2026 ጸብጻቡ፡ ሕጂ'ውን ብወግዓዊ ቍጽርታትን ስታቲስቲካዊ መረዳእታታትን ዘይትግለጽ 'ምስጢራዊት' ሃገር ኰይና ትቕጽል ከም ዘላ ይገልጽ። እቲ "ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት" ብዝል ኣርእስቲ...
ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ብዝተወልዐ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ሓደ ወዲ 36 ከምኡ'ውን ጓል 21 ዓመት ኣብቲ ብሰንበት 26 ሚያዝያ ዘጋጠመ ባርዕ ሞይቶም ኣለዉ። ካብቲ ባርዕ ዝደሓኑ ሓንቲ ኣደን ኣርባዕተ ቆልዑን ብዝወረዶም ጉድኣት ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ከምዘለዉ'ውን እቲ ጸ...
ኣብዚ ቅንያት፡ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ብምልዓል፡ ዝምድናኣ ናብ ንቡር ክትመልሶ መደብ ሒዛ ብዕቱብ ትንቀሳቐስ ከምዘላ ክግለጽ ቀንዩ ኣሎ። መስርሕ ምሕዳስ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት፡ ናይቲ ክብ ለጠቕ እናበለ ክኸይድ ዝጸንሐ ምዃኑ ዝግለጽ ዲፕሎማስያዊ ምንቅስቓስ መቐጸልታ እዩ። እዚ ሕጂ ዝ...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተረኽበ ርእሲ ናይታ ብዘስካክሕ ኣገባብ ዝተቐትለት ኤርትራዊት ምዃኑ ከምዝተረጋገጸ ሰብመዚ ጀርመን ኣፍሊጦም። ፖሊስ ከተማ ቦን ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መብርሂ፡ እቲ ብ11 ሚያዝያ ዝተረኽበ ሽክና ብክኢላታት ናይ ናይ 'ዲ-ኤን-ኤ- መርመራ ከምዝተገብረሉ ሓቢሮም። "እቲ ብ11 ሚያዝያ 2026 ኣብ ምምሕ...
Load more...