JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኤርትራ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ብዝምልከት ካብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ዘየወላውል ንጹር መልሲ ኪወሃቦ" ጸዊዓ። እዚ ስጕምቲ ዞባውን ዓለማውን ዘይምርግጋእ ቅልውላውን ዕንወትን ከስዕብ ከምዝኽእል'ውን ኣጠንቂቓ። ኤርትራ፡ ቻይና ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ሕልናዊ ሓላፍነት " ክትስከም ከምኡ...
ኤርትራ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ብዝምልከት ካብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ዘየወላውል ንጹር መልሲ ኪወሃቦ" ጸዊዓ። እዚ ስጕምቲ ዞባውን ዓለማውን ዘይምርግጋእ ቅልውላውን ዕንወትን ከስዕብ ከምዝኽእል'ውን ኣጠንቂቓ። እቲ ምኒስትሪ ዜና ኤርትራ ብሰንበት ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ "ጸወታ" ምስጢር ዘይኮነስ፡...
ብምስግጋር ዲቂ ሰባት ዝኽሰስ ኤርትራዊ ኪዳነ ዘካርያስ፡ ኣብ ኔዘርላንድ ናብ ፍርዲ ንኽቐርብ ብረቡዕ ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ኔዘርላንድስ ተመሓላሊፉ ከምዝተውሃበ ማዕከን ዜና ኤቢሲ ኣቓሊሑ። እቲ ወዲ 41 ዓመት ኤርትራዊ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ኣብ 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ቤት ፍርዲ ካብ ዝሃድም ኣትሒ...
ሼኽ ኢብራሂም ሙኽታር እቶም ቀዳማይ ብግዜ ጣልያን ዝተሾሙ ሙፍቲ ኤርትራ ነበሩ። ፍሉይ ብዝኾነ ክእለቶምን ፍረ-ጻዕሮምን ኣቢሎም ኣብ ኤርትራ ለውጢ ዘተኣታተዉ መስተውዓሊ ሰብ'ኳ እንተነበሩ ብዛዕባኦም እንፈልጦ ግን ኣዝዩ ሒደት'ዩ። ፕሮፈሰር ጆናታን ሚራን ዝተባህለ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበሩ ተመራማሪ ታ...
Load more...