JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሎሚ ሰኑይ ናብ ርእሰከተማ ሪያድ ዝኣተወ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ምስ ወራሲ-ዘውዲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ዝርከቦም ሰበስልጣን ተራኺቡ። ኣብቲ ኣብ ኩነታት ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ዘተኮረ ልዝብ፡ ሚኒስተር ምክልኻል ስዑዲ ልኡል ኻልድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ፡ ሚኒስተ...
ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ እዋን ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 98 ሰዓብቲ ዝተኣገዳ ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተፈትሑ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ካብቶም ብሓሙስ ብዋሕስ ዝተፈትሑ 36 ኣመንቲ እተን 20 ደቂ ኣንስትዮ ምዃነን ኣብ ኣስመራን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ቤተሰብ ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ሓያሎ ካብቶም ዝተፈት...

ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ጉዳያት ኢሚግሬሽን ሃገሩ ጽኑዕ ስጕምቲታት ኣብ ዝወስደሉ ዘሎ እዋን፡ ክፍሊ ድሕነት ሃገር ኣመሪካ፡ ናይቶም "ኣዝዮም ዝኸፍኡ ገበነኛታት ዜጋታት ወጻኢ፡" ዝበሎም ስም ዝርዝርን ስእሊን ኣውጺኡ። ካብ'ቶም ብኢሚግሬሽንን ኣኽበርቲ ጉምርክን (ICE) ስሞም ዝወጽአ ሓያሎ ሰባት፡...
Load more...