JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣተወ ኤርትራዊ ስደተኛ፡ ኣብ መወዳእታ ሰዓት ንግዜኡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ዝገበሮ ሕጋዊ ምጕት ረቲዑ። እዚ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ፡ ብመሰረት እቲ ዓዲ እንግሊዝን ፈረንሳን ኣብ ሓምለ ዝበጽሓኦ ስምምዕ ሎሚ ረቡዕ'ዩ ናብ ፈረንሳ ክምለስ ተሓሲቡ ነይሩ። ኣብ መጀመርታ ነቲ ው...
ግእዝ ሓደ ካብቶም ጥንታውያን ቋንቋታት ዓለም ኰይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርትራን ንዝዝረቡ ሓያለ ቋንቋታት መሰረት እዩ። እዚ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ ኣብ ብዙሕ ዓውደ ፍልጠታት ዘድሃበ ጽሑፋት ዝፈረየሉ ቋንቋ፡ ሕጂ ኣብ ሓያለ ዩኒቨርሲቲታትን ትካላት ምርምርን ይዝረብ። ቍጽሪ ተዛረብቱ ምስ ግዜ እናነከየ ብምምጽኡ፡ ሕጂ እቲ ቋን...
ሓደ ካብ'ቶም ብዘመን ጣልያን ፍሉይ ተራ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተጻወቱ ክኢላን መስተውዓልን ሰብ ብላታ ገብረእግዚኣቢሄር ጊላይ ብዓል ጻዕዳ-ክርስትያን ነበሩ። "ብዛዕባ ብላታ ገብረእግዚኣቢሄር ጊላይ ክጽሕፍ ዝሓገዙኒ ምንጭታት ኣፍኣዊ-ታሪኻት ክዀኑ እንከለዉ፡ ገለ-ገለ ጽሑፋት'ውን ተጠቒመ'የ፡" ይብሉ መምህር ይስ...
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኤውሮጳዊት ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስ መነባብሮኦም ዝተሓሓዝ ጥርዓን ኣቕሪቦም ነይሮም። እቶም ብኣማኢት ዝቝጸሩ ስደተኛታት፡ መንግስቲ ነቲ ኣጋጢምዎም ዘሎ "ቅልውላው መንበሪ ገዛ" ክፈትሓሎም'ዮም ዝጽውዑ ዘለዉ። ቢቢሲ ትግርኛ ብዛዕባ'ቲ ኵነታት ዘዘራረቦ ኣብታ...
Load more...