JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ዕዳጋ ኣብ ዝቐርብ ዕሹግ ማይ ጽግዕተኛ ምዃን ኣዝዩ ብዙሕ ወጻኢታት እዩ ዝሓትት። እዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝርከቡ ሰባት ዝኸበደ ይኸዉን። ግን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ህንዲ ብፍላይ ኣብ ሓጋይ ብሰንኪ ሕጽረት ማይ፡ ብከላ ማይ ትሕተ-ምድሪን ክፍተት ትሕተ-ቅርጽን ዝኣመሰሉ ምኽንያታት ተበጻሕነት ጽሩይ ዝስተ ማይ...
ኲናት ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን መበል 35 መዓልቲ በጺሑ ኣሎ። ዓለም ብሕጽረት ነዳዲ ትፍተን ኣላ። ክሳዕ ሕጂ ኣስቂጦም ዝጸንሑ ዕጡቓት ሑቲ፡ ናብ እስራኤል ሚሳይላት ብምትኳስ ናብቲ ውግእ ተጸንቢሮም ኣለዉ። ዛጊት ክልተ ሚሳይላት ጥራሕ እኳ እንተ ተተኰሱ፡ ባብ ኤል-መንደብ ከም መጻብቦ ሆርሙዝ ክዕጾ ይኽ...
ኤርትራ፡ ኣብ ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ናይቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝእንገድ ውድድር ዋንጫ ኣፍሪቃ ንኤስዋቲኒ ብድምር 4ብ1 ረቲዓታ።ኣብ ላዕለዋይ ዲቪዥን ግብጺ ምስ ካህራባ [ኤለክትሪክ] እስማዒልያ ተሰሊፉ ዝጻወት ኣጥቃዓያ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ክልተ እግሪ 3 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኾብ ኰይኑ ደሚቑ።ብመም...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ምስ ኢስዋቲኒ ኣብ ዘካየደቶ ካልኣይ እግሪ ግጥም 2 ብ 1 ተዓዊታ። ኤርትራ ብኣጥቃዓይ ዓሊ ሱሌማን ብዘመዝገበትን ሸቶታት'ያ ነዚ ድርብ ዓወት ክትሓፍስ በቒዓ ዘላ። እቲ ምስ ግብጻዊት ክለብ ኤለክትሪክ ዝጻወት ዓሊ፡ ሎሚ'ውን ኣብ መበል 50 ከምኡ'ውን ኣብ 57 ደቓይቕ ወሰንቲ ሸቶ...
Load more...