JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን ንዓሰርተታት ዓመታት ብጥርጣረን ዞባዊ ምስሕሓብን ተጸልዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ግዜ'ዚ ናብ ሓድሽ ስትራተጅያዊ ምዕራፍ ይሳገር ከም ዘሎ ምልክታት ይረኣዩ ኣለዉ። ማዕከን ሓበሬታ ዎል-ስትሪት-ጆርናል ከም ዝጸብጸቦ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ንዝጸንሐ እ...
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ነቲ ኣብ ዛዕባ ተበግሶታት ምልዓል እገዳን ምምሕያሽ ዝምድናን ኤርትራን ኣመሪካን ኣመልኪቱ ዝወሃብ ዘሎ ርእይቶታት ምላሽ ሂቡሉ። ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢራቶ ዝጸንሐት እገዳ ብኸፊል ከተልዕልን ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ከተመሓይሽ ዓቢ ዜና ኰይኑ ቀንዩ እዩ። እ...
ኤርትራ፡ ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ኣብ ዓመት ክልተ ግዜ ኣብ ዘሕትሞ "ናይ ዞባ ቍጠባዊ ትንበያ"፡ ኣብ ናይ ምያዝያ 2026 ጸብጻቡ፡ ሕጂ'ውን ብወግዓዊ ቍጽርታትን ስታቲስቲካዊ መረዳእታታትን ዘይትግለጽ 'ምስጢራዊት' ሃገር ኰይና ትቕጽል ከም ዘላ ይገልጽ። እቲ "ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት" ብዝል ኣርእስቲ...
ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ብዝተወልዐ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ሓደ ወዲ 36 ከምኡ'ውን ጓል 21 ዓመት ኣብቲ ብሰንበት 26 ሚያዝያ ዘጋጠመ ባርዕ ሞይቶም ኣለዉ። ካብቲ ባርዕ ዝደሓኑ ሓንቲ ኣደን ኣርባዕተ ቆልዑን ብዝወረዶም ጉድኣት ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ከምዘለዉ'ውን እቲ ጸ...
Load more...