JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን እያ፤ 2 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ [ኤርትራ] ነታ ብዝሒ ህዝባ ናብ 200 ሚልዮን ገጹ ዝኸይድ ዘሎ ሃገር ባሕሪ ክትከልኣ መጐታዊ ኣይኰነን" ክብል ብ25 ጥቅምቲ ተዛሪቡ። ብርሃኑ ጁላ ነዚ ዝበለ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ጥቅም...
JUBA – South Sudanese immigration authorities said Tuesday they have arrested 17 Eritrean nationals in two separate incidents, part of what they describe as a crackdown on illegal migration and human...
ወዲ 35 ዓመት መሓመድ ዓብደላሂ መሓመድ፡ ኣብ መጀመርታ ዕስራታት ዕድመኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ብጃልባ ዝገበሮ ንህይወቱ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጕዕዞ ምንባሩ ይዝክር። ከምቶም ካልኦት ብዙሓት ስደተኛታት፡ ዝሓሸ ዕድላት ንምርካብ እዩ ካብ ዓዱ ሶማልያ ክወጽእ ዝወሰነ። "ምብራቓዊ መስመር" ተባሂሉ ዝፍ...
ብምኽንያት እቲ ሎሚ ዝብዓል ዘሎ መዓልቲ 'ፕረስ'፡ ኣብ ዝወጽአ መግለጺ፡ ናይ ፕረስ ነጻነት ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ክነጻጸር እንከሎ ኣብ ዝኸፈአ ደረጃ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። እቲ ናይ 180 ሃገራት ዝሓቆፈ ጸብጻብ፡ እታ ንዝበዝሐ ዓመታት ኣብ ነጻነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት እተስራዕ ኤርትራ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ኣብ መበል...
Load more...