JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ ጀርመን ኣብ መስመር ጽርግያ አይ-45 ናይ ኤርትራዊት ምዃኑ ዝተኣመነሉ ዝተቘርጸ ኣእዳው ተረኺቡ። በቲ መንገዲ እትዝውር ዝነበረት ሰበይቲ ዘይንቡር ነገር ድሕሪ ምርኣያ ንፖሊስ ሓቢራ። ዘይወግዓዊ ሓበሬታ ከም ዝሕብሮ እቲ ክልተ ዝተቘርጸ ኣእዳው ናይ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ምዃኑ ጀርመናዊት ጋዜጣ ቢልድ ጸብጺባ፤ መን...
ምኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል፡ ነቲ ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጌድዮን ጢሞትዮስ፡ ኤርትራ "ኣብ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ዘይምርግጋእ፡" ትፈጥር ኣላ ኢሉ ንዝኸሰሶ፡ "ርእይቶ ህዝቢ ንምትላል ዝግበር ርኡይ ሃቐነ፡" ብምባል መልሲ ሂብሉ። እቲ ምኒስተር ኣብ ኤክስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ሰልፊ ብልጽግና፡ "ዝኣወጆ...
ዓሰብ ኣብ ደንከል ወይ ከኣ ኣብ ናይ ሎሚ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደብ'ያ። ዓሰብ ልዕሊ ምጽዋዕ ትሰርሕ ዝነበረት ወደብ ኤርትራ ኰይና ክሳዕ 1998 ቀንዲ መውጽእን መእተውን ንግዲ ኢትዮጵያ ኰይና ዘገልገለት ወደብ'ያ። ዓሰብ ኣብ ደቡባዊ ጫፍ ኤርትራ፡ ኣብ ገምግም ደንካልያ - ጥቓ ባብ-ኤል-መንደብ - ን...
በሃር ሃርሃሪ በረኸት መንግስትኣብ ኣብዚ ከየባተኸ ንልዕሊ 65 ዓመታት ኣብ ስነጥበብ ዝተጓዕዞ፡ ልዕሊ 300 ደርፍታት ኣፍርዩ። ሙዚቃዊ ስርሓቱ ዝተፈላለዩ ህርመታት፡ በበይኖም ቅኒታት፡ ዓሚቝን ሰፊሕን ትሕዝቶ ግጥምታት ወዘተ ዝሓዘ እዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ሰለስተ ወለዶታት ኣሰር ዝገደፈን ኲኖ ኤርትራ ዝሓልፍ ሰማዕቲ ዝ...
Load more...